ኤጀንሲ ልምዓት ዳኣንት ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ሕትመታት: ዝትፈላለዩ ዓይነት አቁሑት ቢሮ: አቁሑት ኤለክትሮኒክስ :ምድላዉ ኤግዚብሽንን ባዛርን መፅለሊ ዝዉዕል ድንካን ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ንቲ ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ዝተፈላለዩ ጎማታት ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ወረዳ ፀለምቲ ንዝተፈላለዩ አብያተ ዕዩታት ዝዉዕል ብምደበኛ መንግስቲ በጀትን ብገበርቲ ሰናይ መሳርሒ ህንፃ : ናይ መኪና ጎማን :ባትርን :ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑትን አጫሪቱ ክዕድግ ይድሊ

መቐለ ዩኒቨርስቲ ዓይደር ኮምፐርሄንሲቭ እስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ለCariac Catheterization Unit (cath Lab) Heating, ventilating and Air Conditioning (HVAC) ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት/ ለማሰራት/ይፈልጋል

ቤት ፅሕፈት ምምሕደር ዞባ ደቡብ ምብራቕ ኣዲስ ጎማ ምስ ካላማደርያኡ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ከተማ ማይጨዉ ንአብያት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ዓባይ ጀነሬተር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሞባይል ቆፎ: ሰዓት: ሓጋዚ መፅሓፍትን: ካሜራ ብጨረታ ትገዝእ ትደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ንቤት ፅሕፈታት ማይ ሃፍቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ቴንዲኖ በዓል 12 ቁፅሪ ብግልፂ ጨረታ አወዳድር ክዕድግ ይደሊ::ስለዚ ክትጫረቱ እትደሊ ንክትወዳደሩ ንዕድም:

ኮሌጅ ሳይንስን ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑታት : ፅሕፈት መሳርሒን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ይዕድም

The Tigray Regional State Water Resource Bureau now invites sealed bids from eligible and qualified bidders for the supply of Motor Cycle