ዓ/ዓዲ ሆስፒታል መሳርሒ ፅሕፈት :ስራሕቲ ሕትመት: ናዉቲ ፅሬት: ናዉቲ ኤለክትሪክ :ናዉቲ ማይ ባንባ: ናዉቲ ኤለክትሮኒክስ :ዝተፈላለዩ ወናብር ቢሮን ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳሓርቲ ሳምረ ንአብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ኣቁሑት መኪናን ጎማ መኪናን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ከተማ ዓዲግራት ኣብ 2009 ዓ/ም አብታ ከተማ ንዝርከቡ ሳዕርታትን ተክልታትን ማይ ንምስታይ ዘክእል 2 ቦጥ መካይን ክካረይ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለየ ናይ መኪና ጎማ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ

Bid for purchase of supplementary Books Renounced

ኤጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ንዝርከብ ላይብረሪታት ዝከዉን ዝተፈላለዩ ዓይነት መፃሕፍቲ ክገዝእ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ እዚ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ቢሮ ፀጥታን ምምሕዳር ክልል ትግራይ ን 2009 ዓም በጀት ዓመት ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሃለቅቲ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ሃለቅቲ ፅሬት መሳርሒ : ናይ ዝተፋላለዩ ሕተመትን ቅጥዒታትን : ናይ ዝተፈላለዩ መካይን ጎማታት : ናይ ዝተፈላለዩ መካይን ፊል ፊልትሮን ናይ ኣናእሽተይ መካይን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም

አክሱም ዩኒቨርስቲ ቀጥሎ የተገለጹትን እቃዎችና : የኮንስትራክሽን ሥራዎች ከህጋዊ ህንፃ ተቋራጮች በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛትና ለማስራት ይፈልጋል

ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ ንመምህራን ድጋፍ ወሃብትን ሰራሕተኛታትን ዝተገልግል ቅጥቅጥ አይሱዙ ልዕሊ 40 ሰብ ትሕዝ 2ይ ደረጃ ሰርቪስ መኪና ነዳዲ አበልን መሃያን ናይ ባዕሉ ገይሩ ዝወዳደር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ዘካሪ ተወዳደርቲ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሕንጣሎ ዋጅራት ናይ መንግስቲ ኣይሲቲ ሙሉእ ፅገና ሰብ ሞያታት ጉልበት ዋጋ ብምዉድዳር ከፀግን ከምኡዉን ናይ ሞተር መኪናን ሰፔር ፓርትን ጎማ ምስ ካላማደርያ አጫሪቱ ክገዝእን ይደሊ