የግብርና ትራንስፎርሜሽን ኤጀንሲ ትግራይ ክልል ጽህፈት ቤት በትግራይ ክልል ምስራቅ ዞን ሓዉዜን ወረዳ ቆራሮ ችግኝ ጣቢያ የኣጥር ግንባታ ስራ ማስራት ይፈልጋል

ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን 2010 ዓም ንቤት ፅሕፈት ሚልሻ ክፍለ ከተማ ቀወያነ ደንቢ ክዳን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

ቢሮ ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ሎት 1 ኮምፒተርን ተዛመድትን ሎት 2 ቪድዮ ካሜራ ብግልፂ ጨረታኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ኣርኣያ ኦርጅናል መቀያየሪ ኣቅሑ መኪና ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ካብ ሕጋዉያን መቕረብቲ ክዕድግ ይደሊ

ኒዉ ሚለንየም ኮለጅ ናይ ሰራሕተኛ ደንቢ ክዳን ጫማን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ንብየት ፅሕፈት ፖሊስ ቃፍታ ወረዳ ሑመራ ግጋሎት ዝዉዕሉ ሞተር ሳይክላት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ሽረ እነዳስላሴ ስዒቦም ንዝተገለፁ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ሆስፒታል መቐለ ንሕክምና ግልጋሎት ዝዉዕል ጀነሬተር : ሕክምና ናዉቲ ኣዉቶክሊቭ: ብት ጨርቅን ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ፀጥታን ምምሕዳር ክልል ትግራይ ን2009 ዓም ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መፅሔት ሕትመት ስራሕቲ ዝምልክተ ብግልፂ ጨረታ አወደዳዲሩ ክገዝእ ወይ ከስርሕ ይደሊ

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ዝተፈላለዩ መለዋወጢ ኣቅሑት :ጎማ ናይ መኪናን ሞተር ሳይክልን: ናይ ኤሌክትሮኒከስ ኣቅሑት : ንጀሬተርን ናይ ተሽከርከርቲ ቅብኣትን ብግልፂ ጨረታ አጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ