ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ሳሓርቲ ሰምረ ኣብቲ ቤት ፅሕፈት ዝረከቡ ዝተፈላለዩ ንብረታት በጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ዳይሬክቶሬት ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ወረዳ ደጎዓ ተምቤን ከተማ ሃገረሰለም ኣብ ዉሽጢ ሞዝየም ብሄረ ብሄረ ሳብት ቅድሚ ሐዚ ዉዕለን ተቆሪፁ ዝነበራ ናይ ክልል ትግራይ ሃረርን ክልል ደቡብ ህዝብታት ህንፃ ፕሮጀክት ናይ ዝተረፉስራሕቲ መምሊኢ ብ GC/BC 6 ልዕሊኡን ፍቃድ ስራሕ ዘለወም ተኮናተርቲ ስራሕ ብግልፂ አጫሪቱ አወደዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንዳ መኾኒ ንዝተፈላለዩ አገልግሎት ቤት ፅሕፈት ዝዉዕሉ መሳርሕታት ፅሕፈት፣ አቁሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ ኣቅሑት ፅሬት፣ ሕትመትን መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

The Tigray Regional State of Water Resource Bureau invites sealed bids from eligible bidders for the procurement of drilling, supply & installation of hand pumps for shallow wells

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ሕትመት ቅጥዒታት ፓዳን ቢንካርድን ከሕትም ይደሊ

ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ንግልጋሎት እቲ ቢሮ ዝዉዕሉ ንብረታት ኣጫሪቲ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዉቕሮ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ንጠቅላላ ግልጋሎት ዝዉዕል ትቦታት ማይን መገጣጠምኡን ቆፀርትን : ፕሪንተር : ናይ ህንፃ ስራሕቲ አቁሑት :ቆርቆሮ ቴንዲኖ ብሎኬተ ሓመድ ሑፃ ፈርኒቸር ብጭረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ኮሌጅ ቴክኒከን ሞያን ዉቅሮ ን2010 በጀት ዓመት ንምምሃረ ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ህንፃ : አቅሑት ኤሌክትሪክ : መሳርሒ ፅሕፈት: ኣቅሑት ኣዉቶሞቲቭ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስተራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ከተማ ሰቲት ሑመራ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃን ዲዛንን ኮንስትራክንን ኣብ ናይ 2010 በጀት ዓምት ኣብ ከተማ ሰቲት ሑመራ መስረሒን መሸጥን ሓፂን መፂን ብብርኪ 8 ፍቃድ ደቀቅቲ ንግዲ ትካላት ማሕበራት ኮንስተራክሽን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ብሩህ ተስፋ ናይ ማይን ቴክኖሎጂ ሓዝዉማ ን ናይ ስፖርት አቁሑት ከቅርቡ ዝክእሉ ሕጋዊ ዝተሓደሰ ናይ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ናይ ጨረታ ሰነድ መዐደጊ 50 ቅርሺ ብምክፋል ንክትሳተፉ ይዕድም