ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ ማረት ዝተፈላለዩ ናይ ማይ ሞተራት (water pump 5-6 HP & Water pump 12KW )ብጨረታ አወዳዲሩ ንምግዛእ ትደሊ

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዩን ማሕበር ኣብ ከተማ ዳንሻ ዝርከብ በዓል ክልተ ደብሪ ህንፃ ሙሉእ ፅገና ንምግባር ኣብዚ ስራሕ ክሳተፉ ዝደለዩ ደረጃ BC/GC 6ን ልዕሊኡን ዘለኩም ናይ ህንፃ ኮንስትራክን ተካናተርቲ ክትጫረቱ ይዕድም

ሞሓ የለስላሳ መጠጦች ኢንዳስትሪ አክስዩን ማሀበር መቐለ ፔፕሲ ኮላ ፋብሪካ የተለያዩ ዓይነት ያገለገሉ እና የተጋቡ እቃዎችን በጨረታ አወዳድሮ ለመሸጥ ይፈልጋል

ቢሮ ጉዳይ ደቂ አንስትዩ ክልል ትግራይ ዝዉገዱ ንብረታት ኤሌክትሮኒክስ : ፅሕፈት መሳርሒ : ስፔር ፓርት : ጠረጰዛን ወንበርን : ፍሎረሰንት ኣንፑል ብሐራጅ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ሱር ኮንስትራክሽን ንፕሮጀክት ስራሕቲ መንገዲ መቀለ አገልግሎት ዝዉዕል ኣግርጌት ክዕድግ ይደሊ

ማሕበር መናአሰይ ትግራይ ን ዘለዎ ህንፃ ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳደሩ ክዕድግ ይደሊ

የትግራይ ልማት ማህበር የትምህርት ተቆሞችን ዋፋወርቅ አብርሃ እንግዳሸት ኣንደኛ ደረጃ ትምህርት ቤት ዓብይ ዓዲ ከተማ : ዓደ ነብሪኢድ ሁለተኛ ደረጃ ትምህርት ቤት የሳይንስ ቴክኖሎጂ ማእከል ላዕላይ ኣድያቦ : ሶበያ ሁለተኛ ደረጃ ትምህርት ቤት ጉሎምካዳ ማስራት ይፈልጋል በዚህ መሰረት

ቢሮ ፀጥታን ምምሕዳር ክልል ትግራይ ን2009 ዓም ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዝተፈላለዩ ኤሌክትሮኒክስ ናዉቲ ብግልፂ ጨረታ አወደዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ኤጀንሲ ሽግግር ሕርሻ ጨንፈር ትግራይ ምድብ ሐደ ኣብ ኣርባዕተ ዝተመረፃ ጣቢያታት ትግራይ መራብሒ አናህብ ቦታ ሰሪሕካ ምርካብ ኣብ ረዳ ደጎዓ ተምቤን ጣቢያ ኣንብርከክን ቁሸት ሐላ : ኣብ ወረዳ ክልተ ኣብላዕሎ ጣቢያታት መካንን ኣብርሃ ኣፅባሃ ቁሸጣታት ብርክን ወይንን: ኣብ ወረዳ መደባይ ዛና ጣቢያ ዓደቃማልሕ ቁሸት ዓዲቀዳፎ : ምድብ ክልተ ድማ ኣብ ትግራይ ዉሽጢ ካብ ዝርከባ ዝተመረፃ ክልተ ጣቢታት ኣብያተ ፅሕፈት ጣቢያ ፈስን መካዚኖን ከስርሕ ስለዝደለየቀፂሎም ዝተዘርሩ እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም