CST is looking consultancy work for local operating software development, extension of networking, server installation and related.

ጽርሐ አርያም ቅዱስ ገብርኤል ካቴድራል ቤተክርስቲያን ናይ አንፈት ሰሜን ፤ ደቡብ ፤ ምብራቕን ብዘመናዊን ደረጃኡ ዝሓለወን ዙርያ ሓፁር(መካበቢያ) ንምስራሕ ንህንፀት ስራሕ ዘድልዩ ናይ ኮንስትራክሽን ማተርያል ማለት፤ ሓሸዋ ፤ ፀፀር 02 (ጃህያ) እና እምኒ ሰረት መንደቕ ፤ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ንክዕድግ ወሲኑ አሎ፡፡

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ፈሳሲን ከተማ ኣፅቢ ዘገልገላ ጀነሪተራት ኣጫሪቱ ክሸይጥ ይደሊ

ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ድምፂ ወያነ ትግራይ ንኣብያተ ዕዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት መሳርሒታት ኮምፒተር : ካልኣይ ናይ ካሜራ መሳርሒ ታት ወይ እዉንኣክሰሰሪ : ሳልሰይ ዕድጊት ካሜራ : ናይ ላፕቶፕ ባትሪ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

Messebo Cement Factory PLC. (MCF PLC) invites eligible bidders for the supply of different types of V-belt's

Messebo Cement Factory PLC. (MCF PLC) invites eligible bidders for the service of Repair and Maintenance of 6KV Motors

የራያ ዓዘቦ ወረዳ ፋይናንስን ኢኮኖሚያዊ ልማት ፅ/ቤት ማጠናከርያ ስርኣተ ምግብ (FSRD) በተገኘ በጀት ለዘርፍ ቁጠባ ጽ/ቤት ኣገልግሎት የሚውል ኤሌክትሮኒክስ ፤ ፕሮፎርማ ብቁና በዘርፉ ህጋዊ ንግድ ያላቸዉ ኣቅራቢዎች ኣወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል ።

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ አፅቢ ዘገልገላ ጀነሬተራት ኣጫሪቱ ክሸይጥ ይደሊ::

መንጎ ብዘሎ ናይ ኣፈፃፀም ክትዕ ጉዳይ አብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ዓይደር ብሽም ኣፈ/ተኸሳሲ፦ቨሎሲቲ ኣፓራልዝ ካምፓንስ ኣብ ናይ ተከሳሲ ትካል ተመዝጊበን ዝርከባ በዝሒ 3ተ መካይን ተረኸብኩም ንክትጫረቱ ክ/ከተማ ዓይደር ቤት ፍርዲ አዚዙ አሎ

አብ ዋና ቤት መዛጋጃ ከተማ መቐለ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት አጠቃቅማን ምሕደራን መሬት ግልጋሎት ዝዉዕላ ክልተ ሚኒባስ መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ ።