ኤጄንሲ ቴክኖሎጂ ሓበሬታን ርክብን ክልል ትግራይ ኣብ 2012 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ዓቕሚ መዕበይ ስራሕቲ ማለት እዉን ምድብ 1 Development Mobile Web based Application and Mobile Application (Mobile App) ብብርኪ ክልል ጨረታ ኣወዳዲሩ ከማዕብል ይደሊ ስለዚ ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቃሕታት እንተነኣሰ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ተጫረቲ መምርሒ ክተማልኡ ይግባእ

ኤጄንሲ ልምዓት ደኣንት ምርግጋፅ ምግቢ ዉሕስና ከተማታት ክልል ትግራይ ናይ ቴሓር ሶፍት ዌር ሲዲታት ንምግዛእ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክፀግን ይደሊ

ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ሪሶርስ ማፒንግ ሳፍትዌር ( Resource Mapping Software) ብጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ትደሊ

ቢሮ ርክብ ህዘቢ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓም ኣብ ቢሮና ዌብሳይት ዲቨሎፕ ክገብርን : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ቀዋሚ ኣቁሑት : ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ከምኡዉን ናይ መኪና ጎማ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ