ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ስፔር ፓርት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ክዝእ ይደሊ::

ንኹሓ ሆስፒታል ንትካልና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኣምብላንስ መኪና መቀያየሪ ኣቁሕት ተዘሪዚሩ ዘሎ ኣይነት ዕድጊት ንምፍፃም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ብዘርፍኸም ንዕድም ።

ዋና ቤት ፅሕፈት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ንቤት ፅሕፈቱ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት ፣ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት ፣ ናይ መኪና ጎማን ባትርን ከምኡ ድማ ናይ መኪና ዲኮርን መለዋወጢ ኣቑሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

ቤት ፅ/ት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ኣብ ትካልና ንትርከብ መኪና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ስፔር መለዋወጢ በዚ ፕሮፎርማ ኣወዳዲና ክንዕድግ ስለዝደለ

ንማይጨው ሕርሻ ኮሌጅ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪናን ትራክተርን ስ/ፓርትን ናይ ሞተር ሳይክልን ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ንማይጨው ሕርሻ ኮሌጅ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪናን ትራክተርን ስ/ፓርትን ናይ ሞተር ሳይክልን ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ናይ ተሽከርካሪ መለዋወጢ ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና መካይን ዕገና ዝውዕል ስፔር ፓርት ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ-ከተማ ዓይደር ንቤት ፅሕፈት ፖሊስ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክዕድግ ስለ ዘደለና ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

ኮሚሽን ፕላን ትግራይ ናይ ስፔርን ዘይትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡