... ፀትን ሕውየት ትግራይ/UNDP/ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መጋየፂ ኣቑሑት ብምልክታ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

... 4-01876 ት/ግ ንታ/ቁ 4-02020 ት/ግ ካብ መደበኛ በጀት ዝክፈል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ጌጣጌጥ/ ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

... ፔራት ክዕድግ)ካብ ሕጋውያን መቕረብቲ ብዘርፍ ዝተመዝገቡ ብ ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩናይ ውዕሊ ብምእሳር ክዕድግ

... ፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤

ቢሮ ማሕበራዊ ጉዳይን እግሪ ምትካልን ክልል ትግራይ ትሕት ክብል ዝቐረበ ናይ መኪናመለዋወጢ ኣቑሑት ንባትሪን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ጊዝያዊ ምምሕዳር ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰን ንብረት ምምሕዳርን ንቤት ፅሕሕፈት ጊ/ምምሕዳር ክልል ትግራይን ንቤት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ ኣወዳዲሩ - ከስርሕ ይደሊ

ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ክልል ትግራይ ናይ UIDP ሃይሩፍ መኪና ወንበርን ምንፃፍ እግሪን ታፒሰሪ ንምስራሕ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል መኪና መለዋወጢኣቁሑት ክገዝእ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ጠቒስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም ።

ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ከተማ : መቀለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ዕ/ፋ/ንብ/ምም/ርን ናይ ወረዳታት ቤት ፍርዲ ከተማ መቐለ ዘገልገሉ ዝተፈላለዩ ንብረታት አወዳድሩ ብጨረታ ክሸይጥ ሰለ ዝደሊ ዝተፈላለየ ዘገልገሉ ናይ ቢሮ ኣቕሑትን ዝተፈላለዩ _ ሃለቅቲ _ ንብረት ፈርንቸርን ኤሌክትሮንክስ ናይ መኪና ጎማታትን ዝተፈላለዩ ቅያር ስፔራትን ክሸይጥ ይደሊ