ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ 1ይ ንኣብያተ ፅሕፈት እቲ ክፍለ ከተማ ን2010 ዓም በጀት ዓመት ዘገልግሉ ናይ ዝተፈላለዩ ዕደጋታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ናይ ዞባ ደቡብ ፍትሒ ቤት ፅሕፈት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ሕትመት : ናይ ፅሬት ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ መስሕባት ክልልና ዘላልዮ ናይ ሓደ ሰዓት ኢንግሊዝኛ ዶክመንታሪ ፊልም ብዲቪዲ ኮምፓክተር(DVD)ን መራሒ መፅሓፍ ኣምሓርኛን ከሕትም ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ምዕራብ ትግራይ ን 2010 ዓም በጀት ዓመት ዘገልግል ናይ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ሃላቂ መሳርሒ ፅሕፈት : ሃለቂ መሳረሒ ፅሬትን ኣናእሽተይ መሳርሒን : ፅግና ናዉትን : ግልግሎት ሕትመትን ዕደጋ ከካይድ ይደሊ

ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ሕትመት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክግልገለ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ሽራሮ ነቲ ኮሌጅ ንግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ሀለቅትን ቀወምትን ንብረታት ማለትዉን መሳርሕታት ፅሕፈት: አቁሑት ህንፃ: አቁሑት ኤለክትሪክ: አቁሑት ኤለክትሮኒክስ: አቁሑት ፅሬት: ሰፔር ፓርት: ሕትመትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ጉዳይ ደቂ አንስትዩ ክልል ትግራይ ናይ ዝተፈላለዩ ኣብ ሎት ሐደ ዝርከቡ ፅሕፈት መሳርሒኣብ ሎት ክልተ ዝረከቡ ስፔር ፓርት ኣብ ሎት ሰለስተ ሕትመት ኣብ ሎት አርባዕተ ናይ ተምሃሮ መፅሓፍቲ ብጨረታ ክዕድግ ይድሊንክወዳደሩ ንዕድም

ኮሌጅ ኪነ -ጥበባት ትግራይ ንምምሃር ምስትምሃር ዘገልግሉ አቁሑት መሳርሒ ፅሕፈት መሳርሒ ፅሕፈት ስእሊ አቁሑት መሳርሒ ፅሬት መሳርሒ ሕትመት አቁሑት ኤለክትሮኒክስ መሳርሒ ሙዚቃ አቁሑት መሳርሒ ህንፃን ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ኣብ ክፍለ ከተማና ንዝርከባ አብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ግልጋሎትን ን ናይ ግሪነሪ ግልጋሎትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ

ኤጀንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእከሎትን ማኑፋክቸሪንግ ኢንዳሰትሪ ክልል ትግራይ መሳርሒ ፅሕፈት : አቁሑት መለዋወጢ መኪና : ናይ ሕትመት ስራሕቲ : ስራሕቲ ጋራጅ ብብርኪ ክልል ብግለፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ