... ናይ ፕላስቲክ ወንበር ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

... ናይ ፅሕፈት መሳርሕን ፅርየት ኣቑሑት፣ ምድብ-2/LOT-2፡- ናይ ፈርኒቸር ኣቑሑት ፣ ምድብ-3/LOT-3፡- ናይ ኤኬክትሮኒክስ ኣቑሑት ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

... ስለ ዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ተጫረቲ ኣካላት ብኣካል እቲ ንብረት መፂእኹም ብምርኣይ ክትጫረቱ ከምእትኽእሉ ክንሕብር ንደሊ።

ኣብ ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስ ወረዳ እንደርታ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ን ቤት ፅሕፈት ሕ/ገ/ል ወረዳ እንደርታ (መ/ሕ/ስ/ማሕበር) ዝውዕል ብCalm-P4R ግልጋሎት ዝውዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት ብፕረፎርማ ኣወዳዲሩ(ግልጋሎት)ክረክብ ወይ ክዕድግ ስለ ዝደሊይ

ቤት መዘጋጃ ከተማ ሸራሮ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ነቲ ትካል ዘገልግሉ ንብረታት ማለት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ህንፃ መሳርሒ : ኤሌክይትሮኒክስ : ቀወምቲ ንብረት : ተሽከርከርቲ ማለት ድማ : ሳይክላትን : ሞተራትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማእከላይ ቤት ፍርዲ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ሕትመት ኣቅሑት :ናይ ኢሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ናይ መኪና ኣቅሑትን: ናይ ስልኪ ቆፎን መቀያየረን : ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓዲግራት ንቤት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ : ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑትን: ሞተርሳይክልን ከምእዉን ካብ ባንኪ ዓለም ሐገዝ ማለት UIDP በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘረዘሩ መዐቀኒታት እተማልኡ ሕጋዊ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ናይ ቢሮ ፈርኒቸር አቑሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከፅግን ይደሊ፡፡

ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሎት ወይ እዉን ጥማር ሐደ ስራሕቲ ህትመት ፡ ሎት ወይ እዉን ጥማር ክልተ መሳርሒ ፅሕፈት ፡ ሎት ወይ እዉን ጥማር ሰለሰተ ናዉቲ ቤት ፅሕፈት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓተ እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ምምሕዳር ከተማ ዛላምበሳ ኣብ ከተማ ዓዲግራትን ፡ፋፂን ኣብያተ ፅሕፈታት ዘፈራትን ን2016 በጀት ዓመት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ተጫረቲ ኣቅሑት ቢሮን: መሳርሒታት ፅሕፈትን : ኤሌክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ