ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ካብ ናይ ማሕበር ልምዓት ትግራይ በጀት ንኣብያት ትምህርቲ ዝዉዕሉ ቆርቆሮ ካብ ናይ ስሩዕ በጅት ስራሕቲ ሕትመት ካብ LSLMB ፋልሲ ኣፕልን ፋልሱ ቡንን 2010 ዓም በጀት ዓመት ንናይ ወረድኡ ቤት ፅሕፈታት አገልግሎት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ኣብ ክፍለ ከተማና ንዝርከባ አብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ግልጋሎትን ን ናይ ግሪነሪ ግልጋሎትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ

ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዝተፈላለዩ ንአብያተ ፅሕፈት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ዜብራ ቀለም: ምሩፅ ሓመድ ምምራት(ዶዘር ክራይ): አትክልቲ :መነፃፀሪ ክብደት ሚዛንን: ነዳድን: ናይ መኪና ጎማን ባይሪን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሕንጣሎ ዋጅራት ብናይ መደበኛ በጀት ናይ ዘርኢ ኣግራብ አጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ

ማእከል ምርምር ሕርሻ ሑመራ ብናይ መደበኛ በጀት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ሕድሕድ ሎት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ወረዳ ጣንቋ አበርገለ ናይ ዝተፈላለዩ ዘርኢ ኣግራባት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከጎዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ፕላንን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2009 ዓ/ም ንወረዳና ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመትን ናይ እንስሳት መኖን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤትፅሕፈትትልምንፋይናንስንወረዳኦፍላከይዲስራሕዕደጋፋይናንስንምምሕዳርንብረትንኣብበጀትዓመት 2009 ዓምኣብቲወረዳንዝርከብሴክተርኣብያተግልጋሎትዝዉዕልካብዚንታሕቲዝተዘርዘሩብግልፂጨረታአወዳዲሩክዕድግይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር ንከተማ ልምዓት ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ግሪነር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክንስርሕ ስለዝደለና ሕጋዉያን ነጋዶ ክትጫረቱ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም አብ 2009 በጀት ዓመት ንግልጋሎት ኣብያቲ ፅሕፈት ወረዳና ዝዉዕሉ አቁሑት መለዋወጢ መኪና :አቁሑት ኤለክትሮኒክስ: ዘርኢ አግራብ: መሳርሕታት ፅሕፈትን ኣወዳዲሩ ብግልፂ ጨረታ ክዕድግን የደሊ