ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዝተፈላለዩ ንአብያተ ፅሕፈት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : መነፃፀሪ ክብደት ሚዛንን ነዳድን: ኤሌክትሮኒክስ:ናይ መኪና ጎማን ባትሪን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ሽረ እንዳሰላሰ ዝተፈላለዩ ንብረት ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ሴክተር ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቁሑት መለዋወጢ መካይን ኢንዳስትሪያል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ኮሌጅ ንግስተ ሳባ ቴክኒክን ሙያ ዓድዋ ኣብ 2009 በጀት ዓመት ኮሌጁ ንዝርከብ ናይ ምምሃርን ምስትምሃርን ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ : ኤሌክትሮኒክስ : ፅሬት አቁሑት: ህንፃ መሳርሒ: ናይ ኮንስትራክሽን ተንከፍ ዝኮኑ አቁሑት :ናይ ኤሌክርቲክን ኢንዱስትሪን አቐሑት :ናይ ሳይክል መቀያየሪ አቁሑን :ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስረሕቲ ማይ ትግራይ ካብዙይ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደልይ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ጨ/ቤ/ፅ/ል/ከ/ንግ/ኢን ሐደ ማእክል ከተማ ዕ/ሓሙስ ኣብ በጀት 2009 ዓም ነዞም ዝስዕቡ ንብረታት ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ማይጨዉ አብ 2009 ዓም ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕል ናዉቲ ናይ ህንፃ መሳርሒ ማለትዉን ማንፋክቸሪንግ ቴክኖሎጂ ኮንስትራክሽን ቴክኖሎጂ ዋተር ቴክኖሎጂ አዉቶሞቲቭ ቴክኖሎጂ ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኤለክትሪክ ቴክኖሎጂን መሳርሒ ፅሕፈትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማይጨዉ ቤት ህንፀት ማእከል ናይ ወርክሾፕ ንብረታት ናይ ቁንጅና ሳሎን ግልጋሎት ዝዉዕሉ ንብረታት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ዝምልከተኩም ነጋዶ ንክተወዳደሩ ንፅዉዑ

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስረሕቲ ማይ ትግራይ ካብዙይ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደልይ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ኢ/ማቴሪያል: ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት :ስራሕቲ ፍልፍል ምጉልባት : ዚንጎ ማይ ሙዑቃር ወይድማ ሩፍ ዋተር ሃርቨስቲንግ : ፓምፕ ሃዉስ ምስራሕን ብግልፂ ጨረታ ክገዝእ ይደሊ