ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ ን ሴከተራት ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ኢ/ማተሪያልን ፣ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ናይ ማይ መቀያየሪ ኣቅሑት ፣ ብሎኬትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ኢዛና መዓድን ልምዓት ኩባንያ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ክዕድጎም ዝደሊ ዝተፈላዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኤሌክትሮኒክስ፣ ኤሌክትሪካል፣ ናይ ፅሬት ኣቅሑ ፣ ናይ ድሕንነት መኸላኸሊ ኣልባሳትን ፣ ናይ ፊልድ መሳርሒ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘረዘሩ ረቃሒ ተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዞቦ ንቤት ፅሕፈት ወረዳ ራያ ንኣጎልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ህንፃ ፣ ጀነሬተርን ፣ጂፒኤስን ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም

ሐፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ን2010 ዓም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ኣቅሑትን ግልጋሎትን ክዕድግ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ቴክኒከን ሞያን ሳምረ ንትካልና ዝዉዕሉ ዝተፈለለዮ ዓይነት መሳርሒ ፅሕፈት መሳርሒ አዉቶ አቁሑት ኤለክትሮኒክስ አቁሑት ኤለክትሪክ አቁሑት ፅሬት መሳርሒ ሓፂነ መፂን መሳርሒ አቁሑት ቢሮ መሳርሒ ሰርቨይ መሳርሒ ኮንስትራክሽን ይደሊ

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ ማረት ናይ ማይ ሞተራት ኤሌክትሪካል ጀነሬተርን ሚክስርን ቫይብሬተር (Water pump, Electrical generator , Mixer and Vibretor)ብጨረታ አወዳዲሩ ንምግዛእ ትደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ንቤት ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኢንዳስተሪያል ማተሪያል : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማእከል ቤት ህንፀት ኣክሱም ንቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ስራሕቲ ዝዉዕሉ ንናይ 2010 ዓ ∙ም በጀት ድማ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ መሳርሒ ፅሬት ፣ መሳርሒ ፅገና ህንፃ፣ ንወርክሾፐ ዘገልግሉ ንብረታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ቤት ማዘጋጃ ከተማ ሐዉዜን ንግልጋሎት ቅየሳ መሬት ዝዉዕሉ ቶታል ስቴሽን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሙያን ዓዲግራት ን ዞምም ዝስዕብ መሳርሒታት ካብ ሕጋዉያን መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ