ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ካብ ሓምለ ዕለት 01/2010ጀሚሩ ክሳብ ሰነ 30/2011ዘሎ ሒሳብ ምንቅስቃስ ብደገ ኦዲተር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኦዲት ክገብር ይደሊ

ዋና ቤት ፅሕፈት ህ.ወ.ሓ.ት ናይ 2ተ ዓመት ማለት ናይ 2010ዓ/ም ንናይ 2011ዓ/ም ምንቅስቃስ በጀቱ ብናይ ደገ ኦዲተር ከመርምር ስለዝደለየ ዝምክለተኩም ሕጋዊ ኦዲተራት ክትወዳደሩ ንዕድም

ብቤት ፅሕፈት ጥዕና ከተማ መቐለ ዝመሓደር ህዝባዊ ቤት መድሓኒት መቐለ ካብ 01/11/2010ዓ/ም ክሳብ ዕለት 30/10/2011ዓ/ም ናይ ክልቲኡ ጨንፈር ናይ ሓደ ዓመት ኦዲት ክገብር ስለ ዝደለየ

ብቤትፅሕፈት ጥዕና ከተማ መቐለ ዝመሓደር ህዝባዊ ቤት መድሓኒት መቐለ ካብ 01/11/2010ዓ/ም ክሳብ ዕለት 30/10/2011ዓ/ም ናይ ክልቲኡ ጨንፈር ናይ ሓደ ዓመት ኦዲት ክገብር ስለ ዝደለየ

ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ካብ ሓምለ ዕለት 01/2012ጀሚሩ ክሳብ ሰነ 30/2011ዘሎ ሒሳብ ምንቅስቃስ ብደገ ኦዲተር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኦዲት ክገብር ይደሊ

ማሕበር ባህሊ ትግራይ ናይ 2011 ዓም በጀት ዘመን ፋይናንሳዊ ምንቅስቃስ ብናይ ደገ ኦዲተር ከመርምር ይደሊ አብዙይ ናይ ኦዲት ስራሕ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዊ ናይ ኦዲተር ፍቃድ ዘለኩም ክትወዳደሩ ብዙይ ምልክታ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ንከ/ልምዓትን ፖሊስን ኣብያተ ፅ/ት ክፍለ ከተማና ን 2007ዓ/ም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ባንኪ ምትዕራቅ ንሰብ ሞያ ዝተዳለወ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቐረብ መስተ ማይን ፈሳስን ከተማ መቐለ ካብ ዕለት 1/11/2009 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 30/10/2010 ዓ/ም ዘሎ ሒሳብ ምንቅስቃስ ብደገ ኦዲተር ኦዲት ከግብር ስለዝደለየ ኣብ ትሕቲ ኣመራርሓን ክትትልን ቤት ፅሕፈትና ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ እትርከቡ ዝተፈቀደልኩም ዉልቀ ኦዲተራትን ኦዶት ትካላትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ኦዲት ከግብር ስለዝደለየ ሕጋዊ ፍቓድ ዘለኩም ብንክትሳተፉ ይዕድም

ማሕበርና ማሕበር ኣክስዮን ኤለክሮኒክ ቴክኖሎጂስ አለናቴክ ካብ ዕለት 01 /11/ 2010 ዓም ክሳብ 30/ 10/ 2011 ዓም ዘሎ ሒሳብ ምንቅስቃስ ብደገ ኦዲት ከግብር ስለዝደለዮ ሕጋዊ ፍቃድ ዘለኩም ዉልቀ ኦዲተራትን ኦዲት ትካላትን ብግልፂ ጨረታ ንክትሳተፉ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ልማዓት ከተማ ንግዲን ኢንዱስትሪን ጨንፈር መኾኒ ሒሳብ ብደገ ኦዲት ከግብር ይደሊ