ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ፈረወይኒ ንግልጋሎት ዝርገሐ ማይ ዘገልግሉ ትቦታት መገጣጠሚኦምን HDPE፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ናዉትን ፣ ናይ ሞተር ሳይክልን 180 cc ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ

ሓዉዜን ቴክኒክ ኮሌጅ ንትካልና ሓፂር ስልጠና ዘገልግሉ ኣቅሑት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ንምዕዳግ ይደሊ

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ብዝርዝር ዘሎ ንብረት core box HQ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም

ኮርፕሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንድስትሪ ትግራይ ንበጀት ዓመት 2012ዓ/ም ንዝርገሐ ማይ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ባምባ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ ሴክተር ቤት ፅሕፈት ማይ ሃፍቲ ወ/ኢሮብ ግልጋሎት ዝዉዕል ኢንድስትሪያል ማተሪያል ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ኣላማጣ ናይ ቆፃርን ቱቦን መገጣጠሚን ካልኦት ዝተፈላለዩ ናይ ሕንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ፣ ናይ ኤሌክተሮኒክስ ኣቅሑት፣ ዝተፈላለዩ ፈርኒቸራትን፣ ንሕጋዉያን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ምኽሪ ንግዲን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ንህንፀት ሓፁር ኤግዚብሽን ዝዉዕሉ ዝስዕቡ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ሓፂነን ተዛመድትን / ቱቦላሬ ፣ ፒያቶን ማይ ቱቦን/ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ንብረታት ክዕድግ ስለ ዝደለየ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ን 4ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ኣጎልግሎት ቀረብ መስተ ማይን ፈሳስን ከተማ ዓዲ ዳዕሮ ንከተማ ዓዲ ዳዕሮ ዝዉዕል ንብረት ሳርፎስ ቫምቭ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለሰ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናንስን ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ናይ መኪና ኣቅሑት : ናይ ህንፃ/ ቡንባ/ መሳርሒ : ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ