ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን ክልል ትግራይ ሎት 1-ኣቅሑ ቢሮ /ፈርኒቸር/፣ሎት 2 ኣቅሑ ኤሌክትሮኒክስ፣ ሎት 3 ዓመታዊ ኣገልግሎት መጓዕዝያ፣ ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ን3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ካብ ኣዲስ ኣበባ ብርሃንና ሰላም ናብ መቐለ ናይ ሕትመት ውፅኢት በካርቶናት ከጓዓዓዝ ይደሊ፤

ኣብ ሲቪል ሰርቪስ ክ/ትግራይ ዳ/ዳ/ዕ/ፋ/ም/ንብረትን ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይን ኣብ ዮቴክ ህንፃን ዝርከብ ናይ ቢሮ ስቪል ሰርቪስ ክልል ትግራይ ዘለው ንብረታት ናብ ክ/ከተማ ሓወልቲ ከባቢ ዓዲ ሓቂ ፊት ንፊት ደደቢት ፍትሓዊ ልቃሕ ዝርከብ ህንፃ ብናይ ባዕሎም መጓዓዝያን ናይ ጉልበት ሰራሕተኛታትን /መፅዓንን መውረድን/ ንምጉዕዓዝ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ውዕሊ ክኣስር ይደሊ፤

ክፍለ ከተማ ሓድነት ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ቤት ፅሕፈት ንቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን ኮብልስቶን ስራሕቲ ንምክትታል መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክካረ ንደሊ፤

ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ 2011 በጀት ዓመት ካብ ኣዲስ ኣበባ ብርሃንና ሰላም ናብ መቐለ ናይ ሕትመት ውፅኢት ብካርቶናት ከጓዓዕዝ ይደሊ ፤

ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ንሰራሕተኛታት ግልጋሎት ንምሃብ መኪና ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክካረ ይደሊ፤

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ብቤት ፅሕፈት ማይን ማዕድንን ኢነርጂን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ በጀት ዝክፈል ኣብ ዝተፈላለያ ጣብያታት ንዝስራሓ ማእከለዎት ጎዳጉዲ ከስርሕ ስለዝደለየ ብናይ ማይ ስራሕቲ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩምን ደረጃ 6ተን ልዕሊኡን ዘኾንኩምን ተወዳደርቲ ከምኡውን ንዝትፈላለዩ ስራሕቲ ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ማሽነሪታት፣ደረቅ ፅዕነት፣ መለዋወጢ ኣቅሑ መኪና /ስፔር ፓርት/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ናይ ህዝቢ መጋዓዓዚ ኣውቶብስ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክካረ ይደሊ::

ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ናይ ፅሬት ኣቅሑት፣ ቺፍ ኤንድ ሴክሬታሪ ናይ ስልኪ ቆፎ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ:: ከምኡ ድማ ካብ ኣዲስ ኣበባ ብርሃንንና ሰላም ናብ መቐለ ናይ ሕትመት ውፅኢት ብካርቶናት ከጋዓዕዝ ይደሊ::

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ን2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ 2ይ ፍርቂ ዓመት ፅሩይ ዝስተ ማይ ንምጉዕዓዝ ዘኽእል ቦጥ ምጉዕዓዝ ፣በሪ ቼክዳም ፣ናይ ፈልሲ ማተሪያል ከም ዓረቢያ ማፍያ ብሬክ ዝአመሰሉ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከጓዓዕዝን ክገዝእን ስዝደለየ ዝምልከተኩም ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም።