ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ፅሕፈት መሳሪሒ አቑሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ መስፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ክተቕርቡ ንዕድም::

ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ሕተመትን ፅሕፈት መሳርሒን ብፕሮፎርማ አጫሪቱ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ናይቲ ዘርፊ ፍቃድ ዘለኩም መቅረብቲ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ መሰቦ ንምምሃር ምስትምሃር ዘድልዩም እዞም ፅሕፈት መሳርሒታት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ንማይጨው ሕርሻ ኮለጅ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ስፔር ፣ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ናይ ናይ ኤሌትሪክ ኣቁሑት፣ ናይ ማይ ኣቁሑትን ናይ ፅሬት ኣቁሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ዋና ምስንዳእ ጋዜጣ ወይን ንቤት ፅሕፈት ዝዉዕሉ ናይ ኤሌክትሮኒክስ : ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑታት ብግልፂ ጨረታ አወዳደሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣክሱም ን2016 ዓም ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት: ኤሌክትሮኒክስ : ኮንስትራክሽን ወይ እዉን ህንፃ ሓፂን መፂን : ናዉቲ ኦዉቶ ሞቲቭ ወይ እዉን ናዉቲ ተሽከርከርቲ ኢሉዉን ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሚሽን ስቨል ሰርቪስ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሪት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ኣብ በጀት ዓመት 2016 ንቲ ኮሜሽን ዝዉዕሉ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት ቀዋሚን ሃላቅን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ምምሕዳር ንብረትን ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ንኣብያተ ዕዩ እቲ ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፋለላዩ መሳርሒ ፅሕፈት ኣቅሑት : ኤሌክትሮኒክስ :ሑፃ ወይ እዉን ሐሸዋ ጃይህያን ስሚንቶን ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ንዳ/ዳ/ ምም/ር ፋይናንስ መንግስቲ ካብ GEQIP EIPF በጀት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቤት መዘጋጃ ክፍለ ከተማ ሰሜን ኣብ 2016 ዓም በጀት ዓመት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንቤት መዘጋጃ ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::