ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካሕሳይ ኣበራ ሑመራ ኣበ 2012 በጀት ዓመት ኣብ 3ይ ዙር ዕደጋ ነቲ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ኤሌክትሪክ ፣ ሕትመት ፣ መሳርሒ ፅሕፈትን ፣ ፅገና መኪናን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ንበዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ስራሕ ክስርሕ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም

ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ስራሕቲ ከስርሕ ይደሊ

ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናነስን ቀፆሎም ዝተዘርዘሩ ኣቁሐት 1 መእተዊ በሪ /ብረት ማዕፆ/ ፅገና ኣቅርቦትን 2 ዝተፈላለዩ ቁልፍታት ምፅጋንን 3 ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት 4 ሕትመት መፅሓፍ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ፣

ኢንስትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊስ ብ/ክ/መ/ትግራይ ናይ 4ይን ናይ 8ይን ክፍሊ ፈተናታት ንፓይሎት ቴስት መፅናዕቲ ዝዉዕል ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከባዝሕ ይደሊ

ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

ቢሮ ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ንኮሚሚሽን ኢንቨስትመንትን ሰደድን ክቢ ማህተምን ቲተርን ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ክቢ ማህተም ኣዉቶማቲክ ፣ ሽምን ስራሕ ሓላፍነት ዝገልጽ ኣዉቶማቲክ ቲተርን ስራሕ ሓላፍነት ዝገልፅ ዝተሰርሓ ቲተተር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ኤጄንሲ ኤስታቲክስ ትግራይ ናይ መፅሓፍ መለለይ መንነትን ባጅን ግልጋሎት ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ምኽሪ ንግዲን ዘርፊ ማሕበራትን መቐለ ን23 ጉባኤ ዝዉዕል መፅሄት ኣወዳዲሩ ከሐትም ይደሊ