ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ኣግበ ኣብ 2012 ንስልጠና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ን 2012በጀት ዓመት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ስራሕቲ ሕትመት ክልተ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ክተማልእዎም ዝግብኡ ረቃሕታት እዞም ዝስዕቡ እዮም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንኩለን ቤት ፅሕፈት ከ/መቀለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ግዚኢት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክንዕድግ ንይደሊ

ንኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል መልዐሊ ኮንቲነር ክሬን ክራይን ፣ ንእሽተይ ባንዴራ ትግራይ፣ ንእሽተይ ኣርማ ባነር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ክካረ ይደሊ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ በዓል 12 ገፅ ማንዋልት ክተወዳድር ስለ ዝደለየት ፡-

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘሩ ናይ ባነር ሕትመትምሕታም ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሐትም ስለ ዝደሊ ሰለዙይ በቲ መስመር ሕጋዊ ንግድ ፍቃድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ቀፂሉ ዝተዘርዘረ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሐትም ይደሊ

ቢሮ ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ንበዓል 11 የካቲት ድምቀት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ንዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ብምክንያት ንመበል 45 ዓመት ልደት ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ 11 ለካቲት ኣመልኪቱ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ኣወዳርና ከነሐትም ስለዝደለና በዚ ዘርፊ ዝተሰማረኩም ሕጋዊያን ነጋዶ ጥራሕ ክትወዳደሩ ይዕድም