ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላዩ ናይ ሕትመት ካብ ደገ ናይ ሕትመት ግልጋሎት ንምርካብ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከሕትም ስለዝደለየ

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይ/ዕደ/ንበረትን ምምሕዳርን ካብ ናይ መደባኛ በጀት ናይ ሕትመት ስራሕቲ ኣወዳዲሩ ክሐትም ይደሊ

ኤጄንሲ ልምዓት ደኣንት ምርግጋፅ ምግቢ ዉሕስና ከተማታት ክልል ትግራይ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሐትም ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ን 2012 በጀት ዓመት ባይቶና መፅሓፍ ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሕትም ይደሊ

ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ምክንያት ንመበል 45ተ ዓመት ልደት ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ 11 ለካቲት ግልጋሎት ዝዉዕል ናት ሕትመት ስራሕቲ ካብ ሕጋዊያን ትካላት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከነሕትምን ክንዕድግ ንይደሊ

ንሄዎ መባእታ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ተሓከምቲ ካርድን ናይ ላብራቶሪ ፎርሚን ከነሐትም ክንገዝእ ስለ ዝደለና ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ንዕድም

ኤጄንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእከለዎትን ማኑፋክቸሪንግ ኢንድስትሪ ክልል ትግራይ ሕትመትን ንብረትን መፍለይ ኮድ ምሃብ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ንዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

ንቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራንን ኣመራርሓ ትምህርትን ዓብይ ዓዲ ናይ ሕትመት ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክሐትም ይደሊ