ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝውዕል መድሓኒት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓዲግራት ንኣጎግልጋሎት ዝኸዉን፣ መድሓኒትን ናዉቲ ሕክምና ን ፣ ብግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።ሎት 01 መሳርሒ ፅሕፈትሎት 02 ኣቅሑት ፅሬት ሎት 03 ናይሕትመት ሰነዳትን መዛግብትን ሎት 4 ኣቅሑት ኤሌክትሪክን ተዛመድትን ሎት 5 መለዋወጢ ኣቅሑ መኪና

ኣብ ወረዳ ራያ ዓዞቦ ንመባእታዊ ሆስፒታል ሞኾኒ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለየ መሳርሒ ሕትመትን ፣መሳርሒ ፅሕፈትን ፣ አቁሑት ፅሬት ፣ ደንቢ ክዳን ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ናዉቲ መዳሕንቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካሕሳይ ኣበራ ሑመራ ኣበ 2012 በጀት ዓመት ኣብ 2ይ ዙር ዕደጋ ነቲ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕሉ መድሓኒትን ናዉቲ ሕክምናን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ሆስፒታል ዓብይ ዓዲ ካብዚ ቀፂሎም ዝተጠቀሱ ኣፋዉሱን ፣ ናዉቲ ሕክምናን ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም፡፡

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዉቅሮ ንቲ ሆስፒታል ኣጎልግሎት ዝዉዕል ፣ መድሓኒት ፣ ሜዲካል ሳብላይን ሪኤጄንትን ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ውዕሊ ኣሲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ዝምልከተኩም መቅረብቲ በቲ አብ ታሕቲ ዘሎ ናይ ጨረታ ረቋሒ መሰረት ክትወዳደሩ ንዕድም።

ሆስፒታል ቅድስት ማርያም ኣክሱም ን 2012ዓ/ም ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መድሓኒትን፣ ናዉቲ ሕክምናን ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ዝኽፈል እስፖንጅን ናይ ተሃነፅቲ ኣባላት ዝዉዕል መድሓኒት ዝዉዕል ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ኣብ ቢሮ ጉ/መ/ስ ትግራይ ማእከል መሰልጠኒ ኣትሌቲክስ ማይጨዉ ብዕለት ዝተሓተተ ንማእከል መሰልጠኒኣትሌትክስ ማይ ጨዉ ናይ ሕክምና መድሓንት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ኣብ ናይ ሕክምና መድሓንት ንግዲ ዘርፊ ዝተዋፈርኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም

ንኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ስፖርተኛታት ቀዳማይ ረድኤት /መድሓኒት/ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ