መቐለ ሆስፒታል ሰብ መድሓኒት ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ በዚ መሰረት ኣብዚ ክትወዳደሩ አትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ስፖርት መድሓኒት አወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ፖሊ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ መድሓኒታት ፣ ኬሚካላትን ፣ብፕሮፎርማ ኣወዳዱሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ናይቲ ዘርፊ ፍቃድ ዘለኩም መቅረብቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካሕሳይ አበራ ሑመራ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ዕደጋ ኣገልግሎት ነቲ ሆስፒታልና ግልጋሎት ዝውዕሉ መድሓኒትን ናውቲ ሕክምናን ብውሱን ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ከተማ ሽራሮ ን2012 ዓም 3ይ ዙር ንከተማ ሸራሮ ዘገልግል ናዉቲ ክዕድግ ስለዝደለየ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ መሳርሒ ኤሌክትሪክ፣ ተሽከርከርቲ ፣ ሕትመት፣ ሕክምና፣ ተክልን ሳዕርን ፣ ሓፂነ መፂን ፍቃድ ንግዲ ካብ ዘለዎም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ማያኒ ሸራሮ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ን ናይ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ናይ 4ይ ርብዒ ዓመት ንሆስፒታልና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሰብ መድሓኒትን ፣ ናዉቲ ሕክምናን ክገዝእ ስለዝደሊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም አብዚ ጨረታ ንክትሳተፉ ንዕድም

ኣብ ከተማ ራማ ዝርከብ መባእታዊ ሆስፒታል ብርሽዋ ዝተፈላለዩ መድሓኒትን ፣ ናዉቲ ሕክምናን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ዝኽፈል ሎት1 ኤሌክትሪክ መሳርሒ፣ ሎት 2 ኤሌክትሮኒክስ ፣ሎት 3 መስተዋት ፣ሎት4 መድሓኒት፣ ሎት5 ሰራሚክ ፣ሎት 6 ፀሊም እምኒ፣ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶብ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ

መባእታዊ ሆስፒታል ወልቃይት ዝተፈላለዩ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ መድሓኒት ፣ ናዉቲ ሕክምና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ሆስፒታል ዓብይ ዓዲ ንኣጎልግሎት ዘዉዕሎም መድሓኒታት ብ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም፡፡