ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ኩሓ ኣብ ምም/ር ክ/ከተማ ኩሓ ንዝርከባ ዝተፈላለያ ኣብያተ ፅሕፈት ናይ መኪና ስፔር፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ህንፃ መሳርሕን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ኣብ ከተማ ራማ ዝርከብ መባእታዊ ሆስፒታል ብርሽዋ ዝተፈላለዩ መድሓኒትን ፣ ናዉቲ ሕክምናን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ለምለም ካርል ሆስፒታል ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ፓርት፣ ንሕሙማት ምግብን ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ የደሊ

ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ልቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ጎማ ብርጅስቶን ምስ ካላመደርያ M755 ፣ ናፔጆ ጎማ ምስ ካላማደሪኡ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ንዕድም

ሕ/ሽ/ማ/ር መሸጢ ዘገልገሉ ንብረታትን ተሽከርከርትን ወርዒ ዘገልገሉን ሓደሽትን ጀነሬተራትን ፓምፕታትን ፣ ስፔር ፓርትታትን ፣ ተሽከርከርትን ብረታ ብረታትን ካልኦት ንብረታትን በቢ ዘለዎ ደረጃ ኣብ ከተማ መቐለ ብጨረታ ክሸይጥ ይደሊ

በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ን 2012ዓ/ም ኣጎልግሎት ዝዉዕል ናዉቲ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ቶሽባ ላፕ ቶፕ ንብረት ክትዕድግ ስለ ዝደለየት ፡-

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ርን ወረዳ ጣንቃ ኣበርገለ ናይ ማይ ሃፍቲ መኪና ሞዴል ዝኮነት መኪና ሰርቪስ መለዋወጢ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ፀጥታ ምም/ርብ/ክ/መ/ትግራይ ብናይ 2012ዓ/ም ነጀት ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝወዕል ብግልፂ ጨረታ አጫሪቱ ክእድግ ስለዝደለየ ዝርዝር ከምዝስዐብ ይኸዉን 1 ህንፃ መሳርሒ 2 ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝስዕብ ረቃሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ካብ ዝተመደበሉ ካፒታል በጀት ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ካብ ዝተመደበ በጀት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ክተማልእዎም ዝግብኡ ረቃሕታት