በኢ/ያ ቀይ መስቀል ማሕበር የትግራይ ክልል ቅ/ጽ/ቤት ባቀረበዉ ስፔስፊኬሽን መሰረት ለመቐለ ቀይ መስቀል መድሃኒት ቤት ኣጎልግሎት የሚዉሉ የተለያዩ የመድሃኒት ና የሕክምና መሳርያ ዕቃዎች ፣በግልፅ ጨረታ አወደዳድሮ መግዛት ይፈልጋል ስለሆነም በጨረታዉ መሳተፍ የምትፈልጉ ተጫራቾች

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ጉለመከዳ ን2013ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ወረድኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ዝርከባ ዝተፈላለያ ዓይነት ሞዴል ዘለዎን መካይን ሰርቪስን ፅገናን ንምግባር ግልጋሎት በዓል ሞያ ጋራዥ ንምቅራብ ዝተፈላለያ ዓይነት ሞዴል ዘለዎን ሞተር ሳይክላት ፅገና ሰርቪስን ንምግባር ግልጋሎት በዓል ሞያ ጋራዥ ንምቅራብ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ዝተፈላለያ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ፎቶ ኮፒ ማለት አዉን ቅዳሕ ንክረክባ ናይ ፎቶ ኮፒ ግልጋሎት ንምቅራብ ከምኡ ድማ ኣብ ክልቲኤን ኣበያተ ፅሕፈት ፖሊስ ማለት እዉን ኣብ ወና ወረዳ ቤት ፅሕፈት ፋፂን ኣብ ኑኡስ ወረዳ ሰነያ ቤት ፅሕፈት ፖሊስን ብዝተፈላዩ ምክንያት ብገበን ተጠርጢሮም ንዝርከቡ ናይ ሕጊ ተሃነፅቲ ቀለብ ንምቅራብ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ሆስፒታል መቐለ ናይ ሓደጋ ምክልካል ሲሊንደር ምምላእ ኦክስጅንን ንሕሙማት ግልጋሎት ዝዉዕል ሩዝ ፣ ፊኖ ፣ ዘይቲ ሞኮረኒ ናይ ታኒካ ፀባን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሒ መዐቀኒ ንተማልኡ መቅረብቲ ግልጋሎት ወሃብቲ ይዕድም

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ኣብ 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ንሰራሕተኛታት ኣጎልግሎት ዘዉዕሉ ሰርቪስ ማለት እዉን ኣጎልግሎት መጋዓዝያ እትህብ ኣዉቶብስ መኪና ኣወዳዲሩ ክካረ ስለዝደሊ ክትጫረቱ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትጫረቱ ይዕድም ንሆስፒታል ዓድዋ ሰራሕተኛታት ኣጎልግሎት እትህብ ሰርቪስ ኣዉቶብስ መኪና ምቅራብ ፣ ዓይነት መኪና ኣዉቶብስ በዝሒ እትሕዞ ሰብ 60 ወናብር ዘለዋ ፣ ናይ ሓደ ዋጋን ጠቅላላ ዋጋን ከቅርብ ዝክእል

ዩናይትድ ስቲልና ሜታል ሃ.የተ.የግ ማህበር የተለያየ መጠን ያለቸዉ ‘B’ Grade የቱቦላሬ ኤልቲዜድ የተለያዩ ፕሮፋይሎችና ላሜራዎች በጨረታ አወዳድሮ መሸጥ ይፈልጋል

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዋ ናይ ዓበይትን ኣናእሽትን መካይን ጎሚስታ ስራሕቲ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክስርሕይደሊ ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዮን ማሕበር ናይ ኢንሽራንስ ካምፓኒ ንከጣይሽ ይደሊ ነቲ ኢንሽራንስ ምጥያሽ ስራሕቲ ዝሰርሕ ኮንሳልታንት ጨረታ አወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደሊ ክትጫረቱ እትደልዩ እዚ ዝስዕብ ረቃሒ ተማልኡ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኻንኹም ንገልፅ፡፡

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዮን ማሕበር ናይ ኢንሽራንስ ካምፓኒ ንከጣይሽ ይደሊ ነቲ ኢንሽራንስ ምጥያሽ ስራሕቲ ዝሰርሕ ኮንሳልታንት ጨረታ አወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደሊ ክትጫረቱ እትደልዩ እዚ ዝስዕብ ረቃሒ ተማልኡ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኻንኹም ንገልፅ፡፡

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሱ ዓይነት ኤሌክትሮኒክስ ብጨረታ አወዳዲራ ክትገዝእ ትደሊ

የ መከላከያ ኮንስትራክሽን ኢንተርፕራይዝ ኣዲሹሑ ደላ ሳምረ መንገድ ስራ ፕሮጀክት/18-03R/ ለሰራቶኞች ሰርቪስ ኣገልግሎት የሚሰጥ ባስ እና ሚኒባስ ስለ ፈለግን በድጋሜ ተጫራቾችን በግልፅ ጨረታ ማወዳደር ይፈልጋል / ሰርቪስ ቫስ ቅጥቅጥ ኣዉቶብስየመኪናዉ ስሪት 2016 ከዛ በላይ 25 ሰዉ ብዛት 02፣ ሚንባስ 5L የመኪናዉ ስሪት 2016 ከዛ በላይ 12 ሰዉ ብዛት 02