ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገዲ መጋዓዝያን ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ነቲ ቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሞተር ብስክሌታ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ፤

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣክሱም ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ንኣገልግሎት ኣብያት ፅሕፈት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክልን፣ ዕድጊት ሞተር ሳይክልን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።ነዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንዝተፈላለዩ ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ኣቑሑት፣ ናይ ሕትመት ግልጋሎት፣ ናይ ባኒ ምቅራብ ግልጋሎት፣ ናይ ፅሬት ኣቅሑት፣ ናይ ስፖርት ኣቅሑት፣ ናይ ሞተር ሳይክል መፀገኒ ግልጋሎት፣ ን2011ዓ/ም በጀት ዓመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግልጋሎት ክዕድግ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ፈሳስን ከተማ ሰቲት ሑመራ ካብዚ ቐፂሎም ብዝርዝር ዝተገለፁ ንብረታት ሞተር ሳይክል ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ፈሳስን ከተማ ሰቲት ሑመራ ካብዚ ቐፂሎም ብዝርዝር ዝተገለፁ ንብረታት ሞተር ሳይክል ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ፍረወይኒ ናይ ያማሃ ሞተር ሳይክል ንብረታት ብፕሮፎርማ ዕዳጋ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈታት አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ: ናውቲ ኤሌክትሮኒክስ : ናውቲ ኣይሲቲ፣ ስራሕቲ ሕትመት፣ መምሃሪ ቾክ፣ ሞተር ብስክሌት፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን ሞተር ሳይክልን ብስክሌትን፣ ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ዞባ ሰሜን ምዕራብ ንቤት ፅሕፈታት ኣገልግሎት ዝውዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ናውቲ ፅሬት፣ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቅሑት ቢሮ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና፣ ሕትመት፣ ተሽከርከርቲ( ሳይክል)፣ ቀወምቲ ንብረት ካልኦት በጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዝተፈላለዩ ስራሕቲ ንምስላጥ ዝውዕሉ ሞተር ሳይክላትን ዝተፈላለዩ ናይ ትራፊክ ምልክታትን መማለኽትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ።

ቤት ፍርዲ ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ንዝተፈላለዩ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ብዝተፈላለዩ ዘርፍታት ማለት ውን ሃለቅትን ቀወምትን ንብረታት ከም መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ቢስክሌታት፣ ናውቲ ሕትመት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።