ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንቤት ፅሕፈት ፖሊስ ንእስራት ቀለብ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ባኒ ምቅራብ ግልጋሎት ካብ ሕጋዊያ ንነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ ስለዚ በቲ ወፂኡ ዘሎ መምርሒ መሰረት ዘማለአ ነጋዳይ ኣብቲ ፕሮፎርማ ክወዳደር ይከእል

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ምን ብናይ መደበኛ በጀት ናይቲ ወረዳ መንግስታዊ ኣብያተ ፅሕፈታት ኣገልግሎት ዝዉዕል መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና፣ ፅገና ፕላንት ማሽነሪ ኣገልግሎት ዝህብ ኣብቲ ወረዳ ዝርከብ ዞባ ጣብያታት ፖሊስ ንዝተተሓዙ ተጠርተርቲ እስራት ምግቢ ሻሂን ባንን ንምቅራብን ዓመተዋ ዉዕሊ ክኣስር ስለ ዝደሊ ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝትርከብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ንተምሃሮ ኣብ 2012 ዓ/ም ቀለብ ዝውዕል ቀዳማይ ደረጃ ዞላ በርበረ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

መቐለ ቤት ህንፀት ማእከል ንሕጊ ተሃነፅቲ ን 2012ዓ/ም ንሓደ ዓመት ማይን መብራህትን ብመንግስቲ ዝክፈል ዉዕሊ ኣሲሩ ምግቢ ከቅርብ ንዝክእል ሕጋዊ ነጋዳይ ኣወዳዲሩ ክህብ ይደሊ

ማእከል ቤት ህንፀት ዓብዩ ዓዲ ኣብ 2012 በጀት ዓመት ዘፈቀደልና በጀት ብምግባር ሕጊ ተሃነፅትን ቆፆሮ እስራትን ብሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣዋዳዲሩ ከመግብ ይደሊ

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ን2012 ዓም በጀት ዓመት አገልገሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጉሎመከዳ ን 2012 በጀት ዓም ኣብ ወረድኡ ንዝርከብ ኣብያተ ፅሕፈታት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝትፈላለየ ዓይነት ሞዴል ሰለዎን መካይን ናይ በዓል ሞያ ጋራዥ ግልጋት ፅገናን ሰርቪስን ንመቅራብ: ከምኡዉን ድማ ዝተፈላለዮ ዓይነት ሞዴል ንዘለዎን ሞተር ሳይክላት ናይ በዓል ሞያ ግልጋት ፅገናን ሰርቪስን ንምቅራብ: ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ዝተፈላለያ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ፎቶኮፒ ንክረክባ ናይ ፎቶኮፒ ግልጋሎት ንምቅራብ: ከምኡዉን ኣብ ወረድኡ ቤት ጽሕፈት ፖሊስ ኣብ ሰለስቲአን ፖሊስ ቤት ፅሕፈት ቀለብ ምቅራብ ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕግድ ይደሊ

አላማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ን 2012 ዓምት ንደቂሶም ዝሕከሙ ተሓከምቲ ምግቢ ግልጋት ዝዉዕል ጣፍን ጥረምረን: ጤል: ባኒ :በርበርን ቅመማ ቅመምን: ናይ ምግቢን መስተን ካልኦት ሸቀጣ ሸቀጥ :እንቃቅሖ :ኣትክልተን ፍራምረን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊአላማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ን 2012 ዓምት ንደቂሶም ዝሕከሙ ተሓከምቲ ምግቢ ግልጋት ዝዉዕል ጣፍን ጥረምረን: ጤል: ባኒ :በርበርን ቅመማ ቅመምን: ናይ ምግቢን መስተን ካልኦት ሸቀጣ ሸቀጥ :እንቃቅሖ :ኣትክልተን ፍራምረን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ንተምሃሮ ኣብ 2012 ዓ/ም ቀለብ ዝውዕል ኣስቤዛ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ንተምሃሮ ኣብ 2012 ዓ/ም ቀለብ ዝውዕል ቀዳማይ ደረጃ ዛላ በርበረ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡