ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዉቅሮ ን 2008 ዓም በጀት ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ንብረት ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሰቲት ሑመራ ንኣብያተ ፅሕፈት ከተማ ሰቲት ሑመራ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፡ ዝተፋላለዩ ሕትመታት ፡አቁሑት ፅሬትን ፡ኤለክትሮኒክስ ፡ኮምፒተርን ኮምፒተር ኣክሰሰሪ መለዋወጢ ኣቁሑተ ዓበይትን አናእሽተይ መካይን፡ሓደሽቲ TVS ሞተርን በዓል ሰለስተ እግሪ ባጃጅ ፡ናይ ስፖርት ዕጥቅታትን ፈርኒቸርን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ፀጥታን ምምሕዳር ክልል ትግራይ ን 2008 ዓም በጀት ዓመት ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝዉዕል

ኮለጅ ትምህርቲ መምህራን ዓድዋ ዝትቀመሎም አቁሑት ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት ፡ኮምፒተርን ተዛምድን ፡ጀነሬተራት፡ ወናብር ሰልጠንቲን አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳስን ከተማ ሰቲት ሑመራ ካብዚ ነታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዉቅሮ ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓም ንአብያተ ፅሕፈት ከተማና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ :ሕትመት: ፅሬት :ኮምፒተራት: ፈርኒቸር :ናይ ኤሌክትሪክ ኣቐሑትን ጀነሬተራትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልማዓት ከተማ ንግዲን ኢንዱስትሪን ጨንፈር መኾኒ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንብረት ብጨረታ አጫሪቲና ክንሕትም ስለዝደለና

ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ኣብ ዉሽጢ ንዝርከቡ ሴክተራት ን2008 ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ (ስቴሽኔሪ )ን ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ንቤት ፅሕፈት ርስሰ ምምሕዳር ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤለክትሮኒክስን ኮምፒተርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ጉዳይ ደቂ አንስትዩ ክልል ትግራይ ዝጥቀመሎም ላፕቶፕ : ኮምፒተር ቢመር /ፕሮጀክተር ኣቁሑት ክዕድግ ስለዝደሊ ነዞም ዝስዕቡ ዘማልኡ ንክወዳደሩ ንዕድም