ላዕላዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ፋይ/ዕ/ንብ/ምምሕዳርን ናይ ሕትመት ስራሕቲ ኮምፒተርን ኣቅሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ቀለም ፎቶ ኮፒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ናይ ላፕቶፕ ተሓዛሊ ካተር ፒላር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ዝተፈላለዩ 24 port power over internet disco switches 2፤server power supply quantity 1pcs ፤server 4GB ram supply quantity 4pcs፤ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ክትጫረቱ እትደሊዩ ተጫረቶ ንክትጫረቱ ንዕድም።

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስገዶም ዕዳጋ ሓሙስ ንኮሌጅና ግልጋሎት ዝህቡ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::

ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ትግራይ ናይ ኮምፒተር መለዋወጢ /ኣክሰሰሪ/ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::

በዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕሉ ኮምፒዩተርን ኣቅሑትን ቀለም ፕሪንተርን ክዕድግ ይደሊ::

ኮሚሽን ስነ-ምግባር ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ንበጀት ዓመት 2011 ኤሌክትሮኒክስ ላፕቶፕ : ዲስክ ቶፕ ኮምፒተር : ፕሪንተር : ፕሮጀከትር አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ:: ስለዚ እቲ ዝተጠቐሰ እተማልኡ ክትወዳደሩ ንዕድም::

ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ንኤጀንሲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ናውቲ ፅሬት፣ መለዋወጢ አቅሑ መኪናን ላፕቶፕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መረብ ለኸ ኣብ ወረዱ ንዘለዋ አብያት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና ኮምፒተርን ኣቅሑት ኮምፒተርን፣ መጋውሒ ድምፂ፣ መቅድሒ ምስሊ፣ መቅረፂ ቪደዮ ካሜራን፣ ኣቅሑት መለዋወጢ ሞተር ሳይክልን ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።