2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ኤጀንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእከላዎትን ማኑፋክቸሪንግ ኢንዱስትሪ ክልል ትግራይ ዴስክ ቶፕ ኮምፒተር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ኮሌጅ ቴክኒከን ሞያን ሰለኽለኻ ን2011ዓ/ም ንምምሃር ምስትምሃር ንባዕሉ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑ ኤሌክትሮኒክስ፣ ኮምፒተራት፣ ኣቅሑት ፅሬት፣ ሕትመት፣ መለዋወጢ ኣቅሑ ሞተር ሳይክል፣ አቁሑት ኤለክትሪክን ናዉቲ ትምህርቲ ፣ ኣቅሑት ኮንስትራክሽን ናዉቲ ትምህርቲ ፣ ህንፃ መሳርሒን ብሎኬትን ጃህያን ካልኦት ናይ ትምህርቲ ናውትን ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ ፤

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ንላፕቶፕ ዝከውን መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፤

ቤት ፅሕፈት ፕላንን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓም ንወረዳና ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ፣ ፅሬት መሳርሒ፣ ሕትመት መሳርሒ፣ ሞተር ሳይክል ስፔር፣ ኮምፒተር ተንከፍ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ኤጀንሲ ቴክኖሎጂን ሓበሬታ ክልል ትግራይ ዳ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ግልጋሎት ዝውዕል ፎቶ ኮፒ 2420 መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ን2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ 2ይ ፍርቂ ዓመት ኣብ ዝተፈላለዩ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ፅሬት መሳርሒ፣ ሕትመት፣ ሞተር ሳይክል መለዋወጢን ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ኮምፒተራት፣ ቀዋሚ ናይ ቢሮ ኣቅሑ ፣መፃሕፍቲ ፣ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስዝደለየ ዝምልከተኩም ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም።

ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ታብሌት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ምድብ 1- ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ላፕቶፕ ዲስክ ቶፕ ኮምፒዩተርን ካልኦትን ፣ ምድብ 2 ግሪን ሃውስ /ኢሴክት ፕሩፍ ስክሪን ሃውስ ኔት ታነር ፣ ምድብ 3- ናይ ብረት ሓፁር፣ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ረቆሒታት ብምምላእ ተታሓሒዙ ዝቐረበ ዝርዝር መሰረት ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 09 ጨረታ ሰነድ ብምዕዳግ ትጫረቱ ከምትክእሉ ነፍልጥ

ትግራይ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ን2011ዓ/ም በጀት ዓመት ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝውዕሉ 1- ህንፃ መሳርሒ፣2 ኮምፒተርን ተዛመድትን፣ 3 ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት፣ 4- ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት፣ 5- ናይ ጨርቃ ጨርቂ ኣቅሑት ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤