... ረሒ ንብረት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታኣወዱሩ ከገዝእ ስለ ዝደሊ፣

... ሚ ፉቲንጋት :ሳይክላት : ናይ ኤሌክተሮኒክስ ኣቅሑት : ካዝናብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

... ፅሕፈት : ኣቅሑት ፅሬት ናይ ሳኒተሪ ማለት እዉን ንማይ ስራሕቲ ዘገልግሉ : ኣቅሑት መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ንናይ ጨረቃ ጨረቂ ኣገልግሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ክዕድግ ይደሊ

... ሊ።ስለዚ ክትጫረቱ እትደልዩ ተጫረቲ በዚ ቀፂሉ ተዘርዚሩ ዘሎ መሰረት ክትወዳደሩ እትኽእሉ ምኻንኹም ንሕብር፡፡

... pe) ብሁፁፅ ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::

ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት ነዞም ዝስዕቡ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቁሑት ብጨረታ አወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ።ስለዚ ክትጫረቱ እትደልዩ ተጫረቲ በዚ ቀፂሉ ተዘርዚሩ ዘሎ መሰረት ክትወዳደሩ እትኽእሉ ምኻንኹም ንሕብር፡፡

ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት ንናይ ቤት ፅሕፈቱ ግልጋሎተ ዝዉዕል ምድብ ሐደ ቶታል ስቴሽን ካብ ናይ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ኩባንያና መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጂነሪንግ ሓላ/ዝተ/ው/ማሕበር ናይ ኮንስትራክሽን ኣቅሑ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ በዚ ዘርፊ ስራሕ ፍቓድ ዘለኩም ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መዓቀኒታት እተማልኡ ሕጋዊ ነጋዶ አብዚ ጨረታ ንክትሳተፉ ንዕድም::

ቤት መዘጋጃ ከተማ ሸራሮ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ነቲ ትካል ዘገልግሉ ንብረታት ማለት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ህንፃ መሳርሒ : ኤሌክይትሮኒክስ : ቀወምቲ ንብረት : ተሽከርከርቲ ማለት ድማ : ሳይክላትን : ሞተራትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ