ትካልና መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ.ዝተ.ዉ.ማሕበር ኣብ ታሕቲ ዝተጠቀሱ ዓይነታት ንብረት sheet, for purlin ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መዐቀኒታት ተማልኡ ተወደዳደርቲ ክትሳተፉ ኩባንያና ይዕድም

ትግራይ ባዮቴክኖሎጂ ማእከል ኣብ ዞባ መቀለ ክፍለ ከተማ ሰሜን ጣብያ ላጪ ኣብ ቀፅሪ ግቢ ዘስርሐ ዘሎ ህንፃ መዕፆን መስኮትን ኣድላይ ማተርያል አቕርቡ በቲ ዝወፀ ስፔሲፊኬሽን መሰረት ሰርሑ ገጠሙ ዘረክብ ትካል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናነስን ቀፆሎም ዝተዘርዘሩ ኣቁሐት 1 መእተዊ በሪ /ብረት ማዕፆ/ ፅገና ኣቅርቦትን 2 ዝተፈላለዩ ቁልፍታት ምፅጋንን 3 ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት 4 ሕትመት መፅሓፍ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ፣

ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ዝኽፈል ላሜራ ኣብ እንዳ ማሽን ዘለዎም ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ከዕፅፍ ይደሊ

ቤት ምኽሪ ንግዲን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ንህንፀት ሓፁር ኤግዚብሽን ዝዉዕሉ ዝስዕቡ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ሓፂነን ተዛመድትን / ቱቦላሬ ፣ ፒያቶን ማይ ቱቦን/ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ምኽሪ ንግዲን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ኣብ ማእከል ኤግዚብሽን መቀለ ንዘተሰርሐ መንደቕ ሓፁር ንዝስራሕ ግሪል ሓፂን ኣብ ግቢ ማእኸል ኤግዝቢሽን ኮይኑ ብናይ ባዕሉ መበየዲ መቑረፂ መሞረዲ ማሽን ብናይ ባዕሉ በዓል ሙያ ቆሪፁ በይዱ ሞሪዱ ቀለም ብናይ ባዕሉ ብሩሽ ቀቢኡን ተኪሉን ብኤሌክትሪክ ኣቅርቦት ማእኸል ኤግኢቢሽን እቶም ዝቐረቡ መሳርሕታት ኣማሊኡ ዝሰርሕን ትካል በዓል ሙያ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

መሓሪ ፀጋይ ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ ኣፅቢ ኤሌክትሮኒክስ ICT ፣መሳርሒ ፅሕፈት፣መሳርሒ ህንፃ፣ ፣መሳርሒ ዕንፀይቲ/መሳርሒ ጣውላ/፣ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑ፣ ናይ ሕተመት መሳርሒ፣ ሓፂን መፂን ፣ ስፖርት ዕጥቂ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ፅሬት ኣቅሑ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ነዞም ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባኣላጀ ንኣጎልግሎት ኣብያተ ፅሕፈት ወረዱኡ ዘገልግሉ መሳርሒ ህንፃ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ዉፅኢት ስራሕቲ ሓፂነ መፂን ፣ ስራሕቲ ሕትመት፣ ኣቅሑ መለዋወጢ መኪና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ይደሊ እቲ ጨረታ 25/02/2012ዓ/ም ክሳብ 11/03/2012ዓ/ም ዘይምለስ 50.00 /ሓምሳ ቅርሺ/ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ከይዲ ስራሕ ንብረትን ዕደጋን ፋይናንስን ብምዉሳድ ንክጫረቱ ብክብሪ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ ንኣጎልግሎት ኣብያተ ፅሕፈት ኢንድስትሪያል ኣቅሑ ፣ መሳርሒ ኣቅሑ ህንፃ፣ ኣቅሑት ብረታ ብረት፣ መሳርሒ ፅሕፈት ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቅዱስ ፍሬምናጦስ ኣባ ሰላማ ካሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ የሚሰራዉ ህንፃ ኣለሙኔም ፓነል (Aluminum panel) በጨረታ ኣወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል