ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ንወረዳ ታሕታይ አድያቦ ግልጋሎት ዝዉዕል መለዋወጢ አቁሑ መካይን :መለዋወጢ አቁሑ ሞተር ሳይክል: ስራሕቲ ሕትመት: ፈርኒቸር: አቁሑት ኤለክትሮኒክስ: ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር አቁሑትን: መሳርሒ ፅሕፈት :አቁሑት ፅሬት: ስራሕቲ ኦፊስ አዉተሜሽን ናይ ፎቶኮፒ ስራሕቲ: ንጋረጅ ስራሕቲ ዝዉዕል ጉልበትን ንብረትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ስለዝደለየ

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ንጉባኤ ትምህርቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ቆቢዕ ካናቲራ ሪባን: መለዋወጢ አቁሑ መኪና ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ካብ መንግስቲ ዉሽጢ አታዊ ብዝተፈቐደሉ በጀት ዕዳጋ ዝተፈላለዩ ንብረት ምሕደራ ሆቴል ንቀረብ ምግቢ: መሳርሒ ሕትመት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ወረዳ ታሕታይ ማይጨዉ አብቲ ወረዳን ዝርከባ ኣብያተ ዕዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት: ቀለልትን ሃለቅትን አቁሑት: ኤሌክትሮኒክስን: ስፔር ፓርት :ጎማን ባትርን :ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ አቁሑት: ፅሬት አቁሑት :ሕትመት: ፈርኒቸር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጉሎ መከዳ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ንኩለን ቤት ፅሕፈታት ን 2009 በጀት ዓመት ጠቅላላ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ንብረት ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወ/ደ/ተምቤን ናይ ቤ/ፅ/ት ምም/ር ኣብ በጀት ዓመት 2009 ንዝትፈላለዩ ኣገልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ንብረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ አስገለ ፅምብላ ካብ በጀት ዓመት 2009 ዓም ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት: አቁሑት ፅሬት: ስራሕቲ ሕትመት: አቁሑት መለዋወጢ መኪና: አቁሑት ኤለክትሮኒክስ :ዓብዮ ናይ ማይ ፓምፕ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕን ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ወረዳ ፀለምቲ ንዝተፈላለዩ አብያተ ዕዩታት ዝዉዕል ብምደበኛ መንግስቲ በጀትን ብገበርቲ ሰናይ በጀትን መሳርሒ ፅሕፈት : ኤለክትሮኒክስ :ናይ መኪና ጎማን ባትርን :ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑትን ስራሕቲ ሕትመት አጫሪቱ ክዕድግን ከስርሕን ይድሊ

ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ንናይ ሆስፒታል ዝዉዕል ሕትመት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ካበ ሕጋዊያን ነጋዶ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ