ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ሎሚዘበን ዝኽበር ዓለም ለኻዊ መዓልቲ ቱሪዝም ዝዉዕሉ ዝተፈላላዩ ሕትመት ከሕትም ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

ኮርፕሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንድስትሪ ትግራይ ናይ ሕትመት ስራሕቲታት ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፎሮም ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ን ፍርቂ ዓመት ንዝተፈላለዩ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቁሑ ፅሬት፣ ቀወምቲ ኣቅሑት ቢሮ ፣ ሕትመት፣ መፃሕፍቲ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተርሳይክልን መኪናን፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንኣብያተ ፅሕፈታት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላዩ ፈርኒቸራት ናይ መኪና ጎማን ባትሪ ፣ ሕትመት፡ ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኤጀንሲ ስታቲስቲክስ ክልል ትግራይ ንዝ/ዩ ቀወምቲ ንብረት መፍለይ ቁፅሪ/ኮድ/ ንምሃብ ብናይ ሕትመት ግልጋሎት ንግዲ ትካላት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ፀለምቲ ንዝተፋላለዩ ሴክተር ግልጋሎት ዝዉዕል በመደበኛ መንግስታዊ በጀትን ብገበርቲ ሰነይ በጀትን መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑ፣ ናይ መኪና ጎማን ባትርን ፣ መለዋወጢ ኣቅሑ መኪና፣ ኣቅሑ ፅሬትን ፣ስራሕቲ ሕትመትን ፣ ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ፡፡

ቢሮ ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ፃዉዒት ፕሮፖዛል ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሕትም ይደሊ ስለዚ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኮንኩም ካብዚ ንታሐቲ ብዘሎ መመዘኒ መሰረት ትወዳደሩ እትክእሉ ምኻንኩም ንሕብር

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክ/ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ምምሕዳር፣ ቤት ማዛጋጃ፣ ማኒፋክቸሪንግ ከ/መቀለ ዝዉዕል ናየ ሕትመት ኣቅሑት ግዝኢት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንገዝእ ስለ ዝደለና ዝምልከተኩም ከትወዳደሩ ንዕድም

እንትጮ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ ናይ 2012 በጀት ዓመት ካብ ዘለና መደበኛ ሓፂር ስልጠና ንንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቁሑት ሎት 1 ኣወቶሞቲቭ መሳርሒ ፣ ሎት 2 ሸቐጣ ሸቐጥ ኣቅሑ መሳርሒ፣ ሎት 3 ኤሌክትሪክ፣ ሎት 4 ኤሌክትሮኒክስ፣ ሎት 5 ህንፃ መሳርሒ፣ ሎት 6 ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ሎት 7 ስፖርት መሳርሒ፣ ሎት 8 ሕትመት 9 ናይ ጨርቃ መርቂ መሳርሒ 10 ናይ ስፌት መኪና 10 ናይ ፌርኒቸር ኣቅሑ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕደጊት ክፍፅም ይደሊ