ኤጄንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእከለዎትን ማኑፋክቸሪንግ ኢንድስትሪ ክልል ትግራይ ባነርን ዝተፈላለዩ ዓይነታት ባንዴራታትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ንዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

ኤጄንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ንኤጄንሲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ስፔር ፣ ናይ ህትመትን ፣ ባንዴራታትን/ከስርሕን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ንቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረከብ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ዝተፈላለዩ ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሳብ ሰነ 30/2012 ዉዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ናይ ክልል ትግራይ ንበዓል የካቲት ምክንያት ብምግባር ናይ ኬንዳታት ግልጋሎትን ናይ ባነር ሕትመት ንምሕታም ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ባነር ዓመታዊ መፅሓፍን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሕትም ስለዝደለየ ክትወደደሩ ትደልዩ ናይ ሓደ ዋጋ ብምቅማጥ ኣብ ፖስታ ዓሺኩም ኣብ ቢሮና ናብ ዘሎ ሳፁን ንከትእትዉ ንዕድም

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ማንዋል ኮፒ ጌርኻ ምጥራዝ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲራ ኣጎልግሎት ክትረክብ ትደሊ

ቢሮ ጉዳይ መናእሰይን ስፖርትን ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ስራሕቲ፣ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ናዉትን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሐትም ይደሊ

ኤጄንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእከለዎትን ማኑፋክቸሪንግ ኢንድስትሪ ክልል ትግራይ ናይ መፅሄት ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ንዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም