ንቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ንናይ የካቲት 11 በዓል ዝዉዕል ዝተፈለላዩ ናይ ሕትመት ዉፅኢታት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክረክብ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ቤት ፍርዲ ማእከላይ ከተማ መቐለ ን 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ኣጎልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት ፣ ፅሬት ኣቅሑት ፣ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ሕትመት፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ስፔር ፣ ሞተር ሳይክልን ካብ ሕጋዉያን መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓብይ ዓዲ ናይ ሕትመት አቕሑት ክዕድግ የደሊ

ንኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ንብረት ፣ ናይ ሕትመት ኣቅሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቐ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ቀፂሎም ዘለው ንብረታት 1 ፣ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ 2 ፎቶ ኮፒ ዓባይ ማሽን 3 ፕሪንተር ቀለም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊ ስለ ዝድሊ ክትጫረቱ ትደልዩ ትካላት ብመሰረት እቲ ቀሪቡ ዘሎ እስፔስፊኬሽን ንክትጫረቱ ብክብሪ ይዕድም፤

ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ባጅ ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ኣወዳደዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ንኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ኣቅሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

መባእታዊ ሆስፒታል ማይ ፀብሪ ንኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ስሩዕ መንግስታዊ በጀትን ዉሽጣዊ ኣታዊ በጀትን መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ፣ ደንቢ ክዳን ፣ ስራሕቲ ሕትመት ፣ ክዕድግን ከስርሕን ስለዝደሊ ተጫረቲ ክትጫረቱ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ኣግበ ኣብ 2012 ንስልጠና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ