ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ንኤጀንሲ ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዪ ናይ ናይ ናይ መኪና እስፔር፡ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ

ቅዱስ ፍሬምናጦስ አባ ሰላማ ከሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ | ዘገልገሉ ናይ ቢሮን ናይ ትምህርቲ ናውትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።

ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣ/ማ ዝተፈላለየ መጠንን በዝሕን ዘለዎም ሓሸዋን ፀፀርን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ በዚ መሰረት ነቲ ዝተቀመጠ ረቋሕታት እተማልኡ ተጫረትቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም:-

ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣ/ማ ዝተፈላለየ መጠንን በዝሕን ዘለዎም ስሚንቶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ በዚ መሰረት ነቲ ዝተቀመጠ ረቋሕታት እተማል.ተጫረትቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም -

ትካልና መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጂነሪንግ ሓላ/ዝተ/ው/ማሕበር ” Galavtion Plant ፅንዓት ኣዋፃኣይነት(Investment Feasibility Study ) ብናይ ደገ ሰብ ሞያ ረቡ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለየ

ቤት ዕ/ት ል/ም/እ/ምም/ር/ፋይናንስ ወረዳ ክልተ ኣውላዕሎን ንወረዳ 2 ኣውላዕሎ ንቤት ፅሕፈት ዘ/ቴ/ል/ገር ን ልምዓት ሃፍቲ እንሰሳ ዓሳን /LFSDP ግልጋሎት ዝውዕል ህንፃ ልምዓት ሃፍቲ እንሰሳ ንሳን /LFSDP/ ዝተመደበልና ባጀት ናይ ህንፃ መሳርሒ method / እወዳዲርና ክንዕድግ ሰለ ዝደለና ኣብ እዚ ዘርፊ ዘለኩም ሕጋዊ ነጋዶ ፕሮፎርማ ንዕድም።

ቤት ዕ/ት ል/ም/እ/ምም/ር ፋይናንስ ወረዳ ክልተ ኣውላዕሎን ንቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ልምዓት ገጠር ወረዳ 2 ኣውላዕሎ ንፕሮጀክት ካልም ርሊ / ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፈርንቸር ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሪ ክዕድግ ይደሊ።

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክተረት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ገስጋሎት ዝውዕል ናይ ኤስከትሮኒከስ ኣቅሑት ብምልከታ ፕሮፎርማ ዕዳጋ ሜሳ ሽወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ኣብ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ 2015 ዓ/ም በጀት ዓመት ብናይ ደገ ኦዲት ፋይናንስ ስራሕቱ ኦዲት ከግብር /ከመርምር/ ስለዝደለየ ካብዚ ቀፂሉ ዘሎ መመዘኒ ረቛሒ እተማልኡ ክትወዳደሩ ንዕድም

ኤጀንሲ ስታቲስቲክስን ምዝገባ ወሳኒ ኩነትን ክልል ትግራይ ንዝተፈላስቦ ናይ ሕትመት ግልጋሎት ንግድ ትካላት ብምድዳር ዕድጊት ግልጋሎት ክፍፅም ስስዝደለየ በዚ ዘርፌ ሕጋዊ ንገድ ፍቃድ ዘስኩም ትካላት ንክትወዳደሩ ይዕድም፦