ማሕበር ደናግል ደቂ-ፍቕሪ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ግልፂ ጨረታን ፕሮፎርማን ዓይነታት ንብረትን ግልጋሎትን ክትወዳደሩ ንዕድም

ንማእኸል ሪፈራል ሆስፒታል ኣዋሽ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ካፍተርያ/ክበብ/ ኣድላይ ኮይኑ ስለ ዝተረኸበ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲርና ካፍተርያ ወይ ክበብ ግልጋሎት ዝህቡ ዝስዕብ ረቋሓታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ክትሳተፉ ይዕድም::

ማሕበር ልማዓት ደራን ከባቢኣን 790 ካርቶን ንህፃናት ዝውዕል ብሽኩቲ ኣብ ሕጋውያን ነጋዶ ክገዝእ ስለዝደለየ ክተቕሩቡ እትደልዩ እዞም ዝስዕቡ ሮቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም ።

ማእኸል ተሃድሶ ሰራዊት ትግራይ መለስ ካምፓስ ንውጉኣት ተጋደልቲ ንምግብነት ዝውዕል ኣስቤዛ ውሱን ጨረ አጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ።

ሆስፒታል መቐለ ንበጀት ዓመት 2017 ብዘፈር ንግዲ ስራሕ ሓለዋ/ወርዲያ ፡ ውፅኢት ባልትና፣ ስጋ ፡ እንጀራ ኣትክልትን ፍራምረን ፣ ቦቲ ማይ ግልጋሎት ፅሬት/ኣውትሶርስ/ ኮምፒዩተራት/ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ዕገና ቀለም ምምላእን ፎቶ ኮፒ ፣ ፅገና ተሽከርከርቲ ግልጋሎት/ጋራዥ ኦክስጅን ንሰራሕተኛታት ሰርቪስ ኣውቶቡስ /መኪና ክራይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ምስ ዝሰዓሩ ውዕሊ ብምእሳር ክገዝእ ግልጋሎት ክረክብ ይዕድም፡-

ዩናይትድ ስቲልን ሜታልን ኢንዱስትሪ ሓላ/ዝተ/ው ማሕበር ኣብ ላጪ . ኣብ ዝርከብ ፋብሪካ ውሽጢ ንዘሎ ናይ ሰራሕተኛ ክበብ፡ -መስርሒ ገዛ፣ መብራህቲ ማይ፣ ወናብር፡ መብሰሊ ኣቑሑት ፍሪጅን ካልኦት መሰረታዊ ናውቲ ክሽነን ብነፃ ብምቕራብ ምግብን ካልኦት ቀረብ ግልጋሎትን ተመጣጠኒ ብዝኾነ ዋጋን ብዕሬትን ከቕርቡ ዝኸእሉ ትካላት ብጨረታ ብምዕዳም ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡

ማእኸል ሪፈራል ሆስፒታል ሰራዊት ትግራይ መቐለ ንውጉኣት ተጋደልቲ ግልጋሎት ዝውዕል ዝርዝር ዓይነቱን መጠኑን ኣብ ዋጋ መቅረቢ ሰነድ ብንፁር ዝተቀመጠ ባልትና ማለት እውን በርበረን ሽሮን ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ፡፡

ማእኸል ሪፈራል ሆስፒታል ሰራዊት ትግራይ መቐለ ንውጉኣት ተጋደልቲ ቀለብ ዝውዕል ፀባ ዝርዝር ዓይነቱን መጠኑን ኣብ ዋጋ መቅረቢ ሰነድ ብንፁር ዝተቀመጠ ኣሪቱ ክገዝእ ይደሊ፡፡

ማእኸል ሪፈራል ሆስፒታል ሰራዊት ትግራይ መቐለ ንውጉኣት ተጋደልቲ ግልጋሎት ዝውዕል ዝርዝር ዓይነቱን መጠኑን ኣብ ዋጋ መቅረቢ ሰነድ ብንፁር ዝተቀመጠ ኣትክልቲ ማለት 'ውን ቀይሕ ሽጉርቲ፣ ፃዕዳ ሽጉርቲ ፣ ድንሽ፣ ኮሚደረ፣ ጎመንን ጉዕን ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ፡፡

ማእኸል ሪፈራል ሆስፒታል ሰራዊት ትግራይ መቐለ ንውጉኣት ተጋደልቲ ቀለብ ዝውዕል እንቁላሊሕ ዝርዝር ዓይነቱን መጠኑን ኣብ ዋጋ መቅረቢ ሰነድ ብንፁር ዝተቀመጠ ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ፡፡