ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ንኣብያተ ፅሕፈታት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላየ ናይ ፅሬት ኣቅሑ፣ መኪና ዲኮር ፣ ሞተር ሳይክል ስፔር ፣ ካፍተርያ ኣግኣዚኦፕሬሽን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ጀነሬተር ኣቅሑ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ

ማእከል ምርምርን ሕርሻን ኣበርገለ ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ትሕት ኢሎም ዝተዘርዘሩ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓብይ ዓዲ አብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ን ከተማ ዓ/ዓዲ ግልጋሎት ዝዉዕል ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ጀነሬተራት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ሓዉዜን ንዝተፈላለያ ንዝተፈላዩ ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኤጄንሲ ማዕድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሰ ናይ ቆጠብቲ እቶናት ባሕላዊ ምድጃ ብፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደልይ ክትወዳደሩ ይዕድም

ዞባ ምዕ/ማእ/ቤት ፍርዲ ምድብ መጋባእያ ሑመራ ኣብ 2012ዓ/ም ዘበን በጀት ናይ መኪና ስፔር፣ ናይ መኪና መገየየፂ፣ ናይ ሳይክልን ጎማን ካላማደርያን ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ማእከል ቤት ህንፀት ኣክሱም ንቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ስራሕቲ ዝዉዕሉ ናይ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኣክሰሰሪ ማሽነሪታት ፣ ፅሬት መሳርሒ፣ ህንፃ መሳርሒ፣ ዎርክ ሾፕ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሞተር ሳይክል ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ኣወዳደዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዮን ማሕበር ካሜራን ዝተፈላለዩ ናይ ሞተር ሳይክል ቅድሚትን ድሕሪትን ጎማ ምስ ካላማደሪያ ብግልፂ ጨረታ ክገዝእ ስለ ዝደሊ ክትጨረቱ ትደልዩ ዝስዕብ ረቃሒ ተማልኡ ክትወዳደሩ ንገልፅ