... በረሉ ስለዝደለየ ኣብዚ ሞያ ዝተሳተፈኩም ክብ ደረጃ ሐደ ክሳብ ሓሙሽተ ፍቃድ ዘለኩም ትካላትን ነዞም ሲዒቦመ ዝዝርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡን ክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድ

... መንገዲ ንምስራሕ ደረጃ 8 ብርኪ ፍቃድ ኣናእሽተይ ብመንግዲ RC ወይድማ ደረጃ 8 ብርኪ ፍቃድ ኣናእሽተይ ጠቅላላ ኮንስትራክሽ GC ትካላት ንግዲ ንማሕበራት ኮንስትራክሽንን ዉልቀ ዳኣንትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ይሓ ሪል እስቴት ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ኣብ ቅድሚት Semi Basement+G+6 ህንጻ ይሓ ሲቲ ሰንተር ዝርከብ ናይ መኪና መዕረፊ (Parking) ጽገና፣ ናይ ኣካል ጉዱኣት መደያየቢ ምምሕያሽ(Modification of Ramp for disables) ፣ ኣብ 3ይ ፍሎርን 6ይ ፍሎርን ህንጻ ይሓ ሲቲ ሰንተር ዝርከብ ዓይኒ ምድሪ (toilet) ንኣካል ጉዱኣት ብዝጥዕም መልክዑ ንምምሕያሽን ንምጽጋንን ደረጃኡ ብዝሓለወ ህንጸት ብስራሕ ተቋረጽቲ(contractors) ኣወዳዲሩ ከስርሕ ወሲኑ ኣሎ።

ቤት ፅ/ት ል/ም/እ/ምም/ር/ፋይናንሰ ወረዳ ክልተ ኣውላዕሎን ንወረዳ 2 ኣውላዕሎ ንቤት ፅሕፈት ጥዕና ግልጋሎት ዝውዕል ካብ UN- Excome_WASH ዝተልኣከልና ባጀት መሰረት ሰላፕ ናብ 13 ጣብያታት ምሰ መፅዓኒኡን መረገፊኡን ትራንሰፖርት ሓዊሱ _ ብፕሮፎርማ / shopping method / ኣወዳዲርና ክንዕድግ ሰለ ዝደለና ኣብ እዚ ዘርፊ ዘለኩም ሕጋዊ ነጋዶ ንክትዋዳደሩ በዚ ምክልታ ፕሮፎርማ ንዕድም።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከተማ ሸራሮ ብናይ ፕሮጀክት ልምዓት ምላሽ ፅዕንቶ ስደኛታት ምዕራፍ ክልተ ማለት እዉን ዲኣር ዲኣፒ ክልተ ብዝተረከበ ድጋፍ በጀት መሰረት ኣብ ጠብያ ሰደር ዝርከብ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህቲ ሐደ ብሎክ በዓል ኣርባዕተ መምሃሪ ክፍሊታት ብህድም ከስርሕ ስለዝደለየ ደረጃ 8 ልዕሊኡን ብስራሕቲ ህንፃ ኮስትራክሽሽ ማለተ እዉን BC ወይድማ ብስራሕቲ ህንፃ ኮንስትራክሽን መንገድን ማለት GC ፈቃድ ስራሕ ዘለኩም ኮንትራክተራት ወይ ተጫረቲ ኣወዳዲሩ በቲ ዝተዳለወ ዲዛይንን እስፐስፊኬሽንን ሙሉእ ህንፀቱ አብ 2016 ዓም ክፍፅም ይደሊ

ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ብናይ DRDP 2 ዝክፈል ካብ ጣብያ ዝባን ገደና ፀረጋ ናብ ከተማ ሸራሮ ኣብ ዝወስድ ምስፍሕፋሕ መንገዲ ማለት እዉን ሰረቪሲንግ ሐድሽ ፎርች ምፅጋን ድችን ደጋዊ መንድቅን ከስርሕ ስለዝደለየ ብጠቅላላ ኮንትራክተር GC ወይ ሮድ ኮንትራክተር RC ፈቃድ ንዘለዎም ትካላት ንግዲ ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ኣብ ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ኣብ ናይ 2016 ዓ.ም በጀት ዓመት ኣብ ክፍለ ከተማ ዓይደር ዝርከብ ናይ ተካረይቲ ሴፕትክ ታንክ/Septic tank/ን ኣብ 1ይ ወያነ ዝርከብ ቤሮ ፅገናን ስራሕቲ ዘፈር ኮንስትራክሽን ንምስራሕ ብደቀቕትን ኣናእሽተይን ንግዲ ትካላት ብደረጃ ዓሰርተBC-10 ኣናእሽተይን ንግዲ ትካላት / GC-10 ብደቀቕትን ንግዲ ትካላት ብርኪ ፍቓድ ናይ ኮንስትራክሽን ማሕበራት ብግልፂ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ።

ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ራብዓይ ደበሪ ዝረከብ ህንፃ ናይ ብርሃን መእተዊ ቆርቆሮን ተመሳሳሊ ሕድሳትን ክገበረሉ ስለዝደለየ ኣብዚ ሞያ ዝተሳተፈኩም ክብ ደረጃ ሐደ ክሳብ ሓሙሽተ ፍቃድ ዘለኩም ትካላትን ነዞም ሲዒቦመ ዝዝርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡን ክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም

ቢሮ ማይን ኢነርጂን ክልል ትግራይ ካብ ፊደራል ብዝረከቦ በጀት ንዝተፈላለዩ ወረዳታት አግልጋሎት ዝዉዕል ሳፕ መርሲቪል ፓምፕ ቀረብን ተከላን ምስ መገጣጠሚኡ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ማይን ኢነርጂን ክልል ትግራይ ካብ ፊደራል ብዝረከቦ በጀት ንዝተፈላለዩ ወረዳታት አግልጋሎት ዝዉዕል ሳፕ መርሲቪል ፓምፕ ቀረብን ተከላን ምስ መገጣጠሚኡ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ