ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ናይ ቤት መዘጋጃ ን 2012 ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ደረቕ ጋሓፍ ምልዓል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳሩ ንዕድም

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይ/ዕደ/ንብረት ምምሕዳር ካብ ናይ መደበኛ በጀት እዞም ዝስዕቡ ናይ ፅሬትን ናይ ሓለዋን ግልጋሎት ኣወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ክተማልእዎም ዝግብኡ ረቃሕታት እዞም ዝስዕቡ እዮም

ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዝተፈላለዩ አብያተ ፅሕፈት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሬት ግልጋሎት ናይ ዋይርለስ ኮነትሮለርን ዋየርለስ ኣክሰስ ፓይንትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፈይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት አብ 2010 ዓ/ም በጀት ዓመት ንትካልና ከገልግሉ ዝክእሉ ዝተፈላለዩ ናዉቲ ፅሕፈት መሳርሒ ፅሬት አቁሑት ግልጋሎት ደረቅ ጉሓፍ ከምኡዉን ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ነዞም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ መሰረት ጌርኩም ክትወዳደሩ እትደልዩ ብኣኽብሮት ፃዉዒት የቕርብ

ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዝተፈላለዩ አብያተ ፅሕፈት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ሐለዋ ግልጋሎት : ፅሬት ግልጋሎት : ሚኒባስ ኪራይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክንግልገል ስለ ዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር ንከተማ ልምዓት ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ደረቅ ጉሓፍን ግሪነርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክንዕድግ ስለዝደለና ሕጋዉያን ነጋዶ ክትጫረቱ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፈለ ከተማ ዓዳሐቂ ኣብ ዉሽጡ ንዝርከቡ ሴክተራት ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ስራሕቲ ፅሬት: መሳርሒ ፅሕፈትን :ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ሰለዝደለየ ነዚ ክተቅረቡ እትክእሉ ሕጋዊይን ነጋዶ ንክትጫረቱ ንዕድም

ንህወሓት ቤ/ፅሕፈት ዘገልግሉ ሐደሽቲ ቀዋሚ ንብረት ሃላቅን ንብረት ናይ ኤለክትሪክ አቁሑ ከምኡ እዉን ናይ ፓርትሽን ስራሕቲ ናይ ፅሬት ስራሕቲ አወዳዲሩ ክገዝእን ክነስርሕን ስለዝደለየ

ናይ ፅሕፈት መሳርሒ :ፅሬት መሳርሒ :ሕትመት : ደረቅ ጉሓፍን : ግሪነሮን ግልጋሎት ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ/ ክንስርሕን ስለዝደለና ሕጋዉያን ነጋዶ ክትጫረቱ ንዕድም

ማእኸልምርምርሕርሻኣላማጣ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ አቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩክዕድግ ይደሊ ካብዚንታሕቲዝተዘርዘሩኣቕሑትመሰረትብምግባር