ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ወረዳ ራያ-ጨርጨር ካብ ናይ መደበኛ በጀት ንሴክተራት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ቀወምትን ሃለቅትን ኣቕሑት ከምኡ እውን ስፔር ኣቕሑት ንምግዛእ ሰለ ዝደለና

ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዝ/ዩ አቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ሕጋዎት ነጋዶ ዝኾንኩምን ንክትወዳደሩ ንዕድም

ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ አባፅሕ ደቂ አንስትዮ ፐርሰናል ኣይተም ብግልፂ ጨረታ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስ ተ ማይ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎ ኤች ዲፒን ትቦን : ጂኤይ ትቦን መገጣጠምን: ዝተፈላለዩ ዓይነት ፅሕፈት መሳርሒ : ኤሌክትሮኒክስን : ናይ ፅሬት ኣቅሑትን : ናይ መኪና ዝተፈላለዩ መለዋወጢ ኣቅሑት: ናይ ኤሌክትሪክ መለዋወጢ ኣቅሑት ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማእኸል ሪፈራል ሆስፒታል ሰራዊት ትግራይ መቸለ ንውጉኣት ተጋደልቲ ግልጋሎት ዘውዕል ርዝር ዓይነቱን መጠኑን ኣብ ዋጋ መቅረቢ ሰነድ ብንፁር ዝተቀመጠ ናይ ፅሬት ኣቑሑት ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሬት ኛዉቲ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ

ቅዱስ ፍሬምናጦስ አባ ሰላማ ከሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ ናይ ፅሬት ኣቑሑ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

ናይ ከተማ ሸራሮ ማይኒ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ናይ በጀት ዓመት 2017 ዓም ነቲ ሆስፒታል አገልግሎት ዝዉዕል ንብረታት ደንቢ ልብሲ : መሳርሒ ፅሕፈት : ስራሕቲ ሕትመት : ኣቅሑት ፅሬት: ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት : ናይ ኤለክትሪክ ህንፃ ተገጣጠምቲ ንብረታት ኮምፒተራትን ተዛመድቲ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ፍሉይ 2 ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ን2017 ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ ፅሬት ኣቁሑ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ላጪ ጥዕና ጣብያ ንዘለዎ ናይ ንብረት ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ተጫረቲ ናይቲ ተገሊፁ ዘሎ ንብረት ዋጋ መሊእኩም ንክተቅርቡልና ንገልፅ