ቤት ፅሕፈት ቀረብ ማይ መስተ ከተማ ሽራሮ ኣብቲ ከተማ ገጢሙ ንዘሎ ሕፅረት ፁሩይ ዝስተ ማይ ንምሽፋን ኢሉ ዝተፈላለዩ መለዋወጢ አቁሑት ቦጥ መኪና ኢኖ ጃፓን ፣ ፐስተር ፓምፕን ፣ባትሪዲንግ ማሽንን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ንዞም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ረቀሕታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ማእከልምርምርሕርሻሑመራ ብናይመደበኛበጀት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ሕድሕድ ሎት ብግልፂጨረታኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ሮቆሒታት ብምምላእተዳሓሒዙዝቐረበ ዝርዝርመሰረት ናይ ጨረታሰነድ ካብ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 09 ጨረታ ሰነድ ብምዕዳግ ትጫረቱ ከምትኽእሉ ነፍልጥ

ትካልና ኮሌጅ ጋርመንት መቐለ አብ ናይ 2008 ዓ/ም በጀት ዓመት ንትካልና ከገልግሉ ዝኽእሉ ዝተፈላለዩ ናዉቲ ትምህርቲ ጋርመንት ከም ናዉቲ ጨርቂ : ፅሕፈት መሳርሒ : ንስልጠና ከገልግሉ ዝኽእሉ ናዉቲ ሕርሻ ኮይኖም መሳርሒታት ህንፃን ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ