ቤት ምኽሪ ንግዲን ዘርፊ ማሕበራትን መቐለ ናይ 2012ን 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ንክልተ ዓመት ብተኸታታሊ ሒሳብ ምንቅስቃስ ስራሕ ዝተፈቀደልኩም ኪኢላ ኦዲት ንምግባር ኣወዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ

ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ካብ ሓምለ ዕለት 01/2010ጀሚሩ ክሳብ ሰነ 30/2011ዘሎ ሒሳብ ምንቅስቃስ ብደገ ኦዲተር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኦዲት ክገብር ይደሊ

ዋና ቤት ፅሕፈት ህ.ወ.ሓ.ት ናይ 2ተ ዓመት ማለት ናይ 2010ዓ/ም ንናይ 2011ዓ/ም ምንቅስቃስ በጀቱ ብናይ ደገ ኦዲተር ከመርምር ስለዝደለየ ዝምክለተኩም ሕጋዊ ኦዲተራት ክትወዳደሩ ንዕድም

ብቤት ፅሕፈት ጥዕና ከተማ መቐለ ዝመሓደር ህዝባዊ ቤት መድሓኒት መቐለ ካብ 01/11/2010ዓ/ም ክሳብ ዕለት 30/10/2011ዓ/ም ናይ ክልቲኡ ጨንፈር ናይ ሓደ ዓመት ኦዲት ክገብር ስለ ዝደለየ

ብቤትፅሕፈት ጥዕና ከተማ መቐለ ዝመሓደር ህዝባዊ ቤት መድሓኒት መቐለ ካብ 01/11/2010ዓ/ም ክሳብ ዕለት 30/10/2011ዓ/ም ናይ ክልቲኡ ጨንፈር ናይ ሓደ ዓመት ኦዲት ክገብር ስለ ዝደለየ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ንከ/ልምዓትን ፖሊስን ኣብያተ ፅ/ት ክፍለ ከተማና ን 2007ዓ/ም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ባንኪ ምትዕራቅ ንሰብ ሞያ ዝተዳለወ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቐረብ መስተ ማይን ፈሳስን ከተማ መቐለ ካብ ዕለት 1/11/2009 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 30/10/2010 ዓ/ም ዘሎ ሒሳብ ምንቅስቃስ ብደገ ኦዲተር ኦዲት ከግብር ስለዝደለየ ኣብ ትሕቲ ኣመራርሓን ክትትልን ቤት ፅሕፈትና ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ እትርከቡ ዝተፈቀደልኩም ዉልቀ ኦዲተራትን ኦዶት ትካላትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ኦዲት ከግብር ስለዝደለየ ሕጋዊ ፍቓድ ዘለኩም ብንክትሳተፉ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ልማዓት ከተማ ንግዲን ኢንዱስትሪን ጨንፈር መኾኒ ሒሳብ ብደገ ኦዲት ከግብር ይደሊ

ዋና ቤት ፅሕፈት ህዝባዊ ወያነ ሐርነት ትግራይ ናይ 3ተ ዓመታት ካብ 2007 ዓም ክሳብ 2009 ዓም ምንቅስቃስ በጀት ብናይ ደገ ኦዲተር ከምርምር ስለዝደለየ ንናይ ደጎ ኦዲተር ዝተፈቀደሎም ዉልቀን ማሕበራትን ክትወዳደሩ ይዕድም

ኢንተርፕራዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብ 1 ሐምለ 2006 ዓም ክሳብ 30 ሰነ 2009 ዓም ናይ ሰለስተ ዓመት ሂሳብ ምንቅስቃስ ብደገ ኦዲተር ኦዲት ከግብር ስለዝድለየ ኣብ ትሐቲ አመራርሓን ክትትልን ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ትርከቡ ዝተፈቀደልኩም ዉልቀ ኦዲተራትን ኦዲት ትካላትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ኦዲት ከግብር ስለዝደለ ሕጋዊ ንግዲ ፍቅድ ዘለኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም