ንኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ደንቢ ኽዳን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ን ቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል መጋረጃ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ኣግበ ኣብ 2012 ናይ 2ይ ዙር ጨረታ ን 5ይ ዙር መሰልጠኒ መናእሰይ ኣግበ ግልጋሎት ዝዉዕል ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ፣ ፅሬት፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ኮንስትራክሽን ፣ መፀባበቂ/ኮስሞቲክስ/ ፣ ዓለባ ፣ ሕትመት፣ መመገቢ ናዉትን ፣ ኣፋዉስ እንስሳን፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ኤጄንሲ ሓለዋ ስነ ከባቢ አጠ/ምም/ርን ገፀር መሬት ክ/ትግራይ ናይ ዝተካረዮ ቤት ዕዮ ህንፃ ንፀሓይ መከላከሊ መጋረጃ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ በቲ መስመርሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ፍቃድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም

ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናነስን ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ንኣካዳሚና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ፈርኒቸር ኣቑሑት፣ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት፣ ዓብይ ጀነሬር ፣ ናይ ክሽነ ኣቅሑት፣ናይ ሕክምና መሳርሒ ኣቅሑት፣ ፍራሽን ትርኣስን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ከስርሕን ይደሊ

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዮን ማሕበር ናይ ሰራሕተኛታት ጥቕማ ጥቕሚ ማለት እዉን ኽዳን ምስ መስፋይኡ ሸሚዝን ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ካብ መንግስቲን ብዝተፈቀደሉ ዕደጋ ዝተፈላዩ ንብረታት መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑ ፅሬት፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ ኣቅሑ ኤሌክትሪክ፣ መለዋወጢ ኣቅሑ መኪና፣ ፈርኒቸር፣ ጨርቂ ጋቦን ቀዋሚ ንብረት ናይ ሆቴል ማነጅመንት ትወዳደሩ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ከ/መቀለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ባንዴራ ጨርቂ ግዚኢት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክንዕድግ ንይደሊ

ትካልና ኮሌጅ ጋርመንት መቐለ ኣብ 2012ዓ/ም 1ይ መንፈቅ ዓመት ንትካልና ከገልግሉ ዝክእሉ ናዉቲ ትምህርቲ ጋርመንት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ፡፡

ትካልና ደጀና ኬምካል ኢንጂነሪንግ ሓ/ዝተ/ው/ማሕበር ዝተፈላለዩ ዓይነት ዘለዎም ናይ ሰራሕተኛታት ክዳዉንቲ ብልክዕ ኣስፊዩ ክዕድግ ስለዝደሊ ነዙይ እተማልኡ ሕጋውያን ትካላት ንክትወዳደሩ ንዕድም።