ንኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ደንቢ ክዳን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

መባእታዊ ሆስፒታል ማይ ፀብሪ ንኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ስሩዕ መንግስታዊ በጀትን ዉሽጣዊ ኣታዊ በጀትን መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ፣ ደንቢ ክዳን ፣ ስራሕቲ ሕትመት ፣ ክዕድግን ከስርሕን ስለዝደሊ ተጫረቲ ክትጫረቱ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ንቢሮ ፀጥታን ምም/ርብ/ክ/መ/ትግራይ ን2012ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ ሓካይም ፃዕዳ ክዳን ፣ ናይ ፖሊስ ፊስካ ፣ ናይ ፖሊስ ዱላ እና ሻራ ቆበቶ ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክእድግ ስለዝደለየ ከም ዝስዕብ ይከዉን ናይ 2012 ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ ሰራዊት ደንቢ ክዳን ዝምልከት ይከዉን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ/ከስርሕ ስለዝደለየ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ነዚ ዝስዕብ ረቃሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም

መባእታዊ ሆስፒታል ሃ/ሰላም ንበጀት ዓመት 2012ዓ/ም ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ቀወምትን ሃለቅትን ኣቅሑት ፅሕፈት መሳርሒ፣ናይ ፅሬት ኣቅሑት ፣ ህንፃ መሳርሒ፣ ደንቢ ክዳን ፣ ናይ ማይ ኣቅሑት፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት፣ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት፣ ሕትመት፣ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ሕትመት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ፣ ሕትመት ፣ መሳርሒ ፅሕፈትን ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንሰን ኣብ 2012ዓ/ም ዘበነ ት/ቲ ንቤት ትምህርትና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዩኒፎርማ ንደቂ ኣንስትዮ ንደቂ ተባዕቲዮን ካብ መቅረብቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ከስፊ ይደሊ

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዮን ማሕበር ጨንፈር መቐለ ናይ ሰራሕተኛታት ጥቕሚ ፣ክዳን፣ ስረ ፣ ሸሚዝ፣ ጫማ ፣ ቆቢዕ ፣ ቱታ፣ ካልሲ ፣ ጋዉንን ፣ጋንትን ብግልፂ ጨረታ ክገዝእ ስለ ዝደሊ ክትጨረቱ ትደልዩ ዝስዕብ ረቃሒ ተማልኡ ክትወዳደሩ ንገልፅ

ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ኣብ ናይ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሎት 1 አሌክትሮኒክስ፣ ፈርኒቸር፣ ንመጋረጃ ዝዉዕል ጨርቂ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ኣግበ ንስልጠና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ጨርቃ ጨርቅ መሳርሒ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ።

ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ናይ ካምፒን መሳርሒ ኣቁሑ ብጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ትደሊ