ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዓዝያን ከተማ ዓዲግራት ዝርከብ ከይዲ ስራሕ መንገዲ ምዕባለ ምምሕዳርን ኣብ ከተማ ዓዲ ግራት ቀበሌ 04 ዝርከብ ሓዱሽ ተፋሳስ ድሬኔጅ ሎት 3 ካብ ባር ለዋሂት ናብ ምዕራፍ ኣየር ኮንደሚኒያ ሎት 4 ካብ ምዕራፍ አየር ኮንደሚንየም ናብ ኣልሚ ኮንደሚንየ ሎት ብዉልቀ ደኣንት ማለት አዉን ሽርክና ማሕበራት ብደረጃ 8 ኣናእሽተይ BC/GC ኮንትራክተር በናይ በጀት ኣጨሪቱ ከስርሕ ይደሊ

ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ወረዳ አስገደ ፅምብላ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ምምሕዳር ምዕባለ መንገዲ ኣብ 2012 በጀት ዓመት ዋንነቲ ናይ ወረዳ አስገደ ፅምብላ ሕርሻ ገጠር ልምዓትን ዝኮነ ብፕሮጀክት ልምዓት ምንካይ ፅዕንቶ ስደተኛታት ማለት እዉን DRDIP ከምኡዉን ናይ ሕ/ሰብ ኣስተዋፅኦ በጀት ድጋፍ ካብ ጣብያ ሕፃፅ ናብ ቁሸት ማይ ፀፀር ብናይ ይራብ ስታንዳርድ ሓዊሱ 7ተ ሜትር ጎኒ 7.4 ኪ/ሜ ንዉሓት ዘለዎ ሓዱሽ መንገዲ ንምስራሕ ብሰዓት ብናይ ኮንስትራክሽን ማሽን መቅረባይነት ፍቃድ ስራሕ ዝተዋፈሩ መቅረብቲ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዓዝያን ከተማ ዓዲግራት ዝርከብ ከይዲ ስራሕ መንገዲ ምዕባለ ምምሕዳርን ኣብ ከተማ ዓዲ ግራት ቀበሌ 04 ዝርከብ ሓዱሽ ተፋሳስ ድሬኔጅ ሎት 1 ካብ ጥዕና ጣብያ ሜዳ ዓጋመ ናብ ኮብልስቶን ሎት 4 2010ዓ/ም ዝተሰርሐ ሎት 2 ካብ ሓድሽ ኮብልስቶን ሎት 4 2010ዓ/ም ዝተሰርሐ ናብ ባር ለዉሂድ ብዉልቀ ደኣንት ማለት አዉን ሽርክና ማሕበራት ብደረጃ 8 ኣናእሽተይ GC/BC ኮንትራክተር በናይ በጀት ኣጨሪቱ ከስርሕ ይደሊ

ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዓዝያን ወረዳ ሳዕስዕ ፃዕዳ እምባ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ኣብ ዞባ ምብራቅ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ናይ መትረብ ዉሕጅ ማለት እዉን ዲሬኔጅ ንምስራሕ RC/GC ደረጃ 7ተ ልዕሊዑን ብርኪ ፍቃድ ዘለዎም ተካናተርቲ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ከተማ ኣክሱም ዝርከብ ከይዲ ስራሕ መንገዲ ምዕባለን ምምሕዳርን ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ዋንነቱ ናይ ቤት ማዛጋጃ ከተማ ኣክሱም ካብ ቤተ ክርስትያን እንዳ ሚካኤል ናብ ሲናማ ቲያትር ድልድልንን ካብ ዞባ ኢንዳስትሪ ናብ ኤፍሬም ቀለምን ካብ ኣብርሃ ወ/አረጋይ ናብ ኣወል መሓመድ ዝስራሕ ፅገና ፀፀር መንገዲ ፕሮጀክት ኮድ AAX/CW/ grevel/ may /hy/03/12 ንምስራሕ ብደረጃ 8ተ Rc/Gc ደቂቅ ብርኪ ንግዲ ፍቃድ ትካላት ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ትካላት ንግዲ ደቀቅትን ኣናሽተይን ኮንስትራክሽን ማሕበራት ሕብረት ሽርክናን ውልቀ ደኣንትን ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ። ስለዚ ነዞም ረቋሒታት እተማለኡ ነጋዶ ክትወደደሩ ንዕድም።

ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ከተማ ኣክሱም ዝርከብ ከይዲ ስራሕ መንገዲ ምዕባለን ምምሕዳርን ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ዋንነቱ ናይ ቤት ማዛጋጃ ከተማ ኣክሱም ካብ ሪፈራል ሆስፒታል ናብ ሓድሽ ኢንዳስትሪ ዞን ዝስራሕ ፀፀር መንገዲ ፕሮጀክት ኮድ AAX/CW/0112 ንምስራሕ grevel . rued/01 12 ንምስራሕ ብደረጃ 8ተ Rc/Gc ደቂቅ ብርኪ ንግዲ ፍቃድ ትካላት ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ትካላት ንግዲ ደቀቅትን ኣናሽተይን ኮንስትራክሽን ማሕበራት ሕብረት ሽርክናን ውልቀ ደኣንትን ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ። ስለዚ ነዞም ረቋሒታት እተማለኡ ነጋዶ ክትወደደሩ ንዕድም።

ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መገዲ መጋዓዝያ ከተማ ኣላማጣ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2012ዓ/ም ኣብ ከተማ ኣላማጣ ዝርከብ ናይ ማዞርያ ስራሕቲ RC/ GC/BC ደረጃ 5ተ ልዕሊኡን ዝኮኑ ተጫረቲ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ወርልድ ቪዝን ኢ/ያ ክልል ሰሜን እዞም ዝስዕቡ ናይ ስራሕ ዘርፍታት ብቅዓት ዘሎዎም ኮንትራክተራት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክምልምል ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ትደልዩ መረዳእታኩም ሒዙኩም ብምቅራብ ክምዝገቡ ይዕድም በዚ መሰረት 1 ናይ ማይ ካዕቲ ፣ 2 ናይ ማይ ስራሕቲ፣ ደረጃ 5ተ ልዕሊኡን፣ 3 ስራሕቲ ህንፃ GC/BC ደረጃ 5 ልዕሊኡን ዝኮኑ ይዕድም

Adigrat University invites sealed bids from eligible bidders for furnishing the necessary material, labor, and equipment for the construction and completion of the above works listed on the table at Adigrat university's main campus.

ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጓዓዝያን ወረዳ ኢሮብ ኣብ ወረድኡ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይን ኮንስትራክሽንን ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ዋንነቱ ናይ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ፕሮጀክት ኣብ ከተማ ደዉሃን ብደረጃ 8ተ DC/GC ማለት እዉን ብርኪ 8ተ ፍቃድ ኣናእሽተይ ትካላት ንግዲ ኮንስትራክሽን ማሕበራት ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ