ቢሮ ጥዕና ትግራይ ነቲ ቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ሕትመት ከዓሸግ ስለዝደለየ ኣብዚ ግልፂ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ መቅረበቲ ትካላት ይዕድም

ቢሮ ፋይናንስ ምትሕብባር ሃፍትን ንዝተፈላለያ ቢሮታትን ወረዳታትን ከተማታትን ዞባን ግልጋሎት ዝዉዕል ካብ መደበኛ በጀት ዝክፈል ሕትመታት ናይ መቅረባይነት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክሐትም ይደሊ።

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳ/ተር ፋይ/ዕደ/ንብረት ምምሕዳርን ካብ ናይ መደበኛ በጀት 2016 ዓም ሕትመት ስራሐቲ ኣቅሑት አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ትካልና ሮም ቢዝነስ ግሩፕ ኣክስዩን ማሕበር ንትካልና ንስራሕትና መሳለጢ ዝኾኑ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ክሕትም ይደሊ

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ ሎሚዘበን ንዝበዓል በዓል ዓወት ኩናት ዓድዋ ብድምቀት ንምብዓል ነቲ በዓል ዝኸውን ዝተፈላለዩ ዓይነታት ሕትመት ከሓትም ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

ንዞባ ደቡብ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ቀዋሚ ንብረት ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒ፡ ሕትመት ፡ኣናእሽተይ ኣቁሕን ፡ፅሬትን ኣቅሑትን ፡መሳርሒ ፅሕፈት ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ማኑዋል ሕትመት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ማይን ኢነርጀን ክልል ትግራይ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተገሊፆም ዘለው ናይ ሕትመት ስራሕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ፡፡

ላጪ ጥዕና ጣቢያ ንዘለዎ ናይ ሕትመት ፀገም ንምፍታሕ ናይ ሕትመት ካብ ዘለዉ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርኛ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኤጀንሲ ስታስቲክስ ምዝገባ ወሳኒ ኩነትን ክልል ትግራይ ካብ ናይ 2016 ዓም በጀት ዓመት ዝተፈላለየ አገልግሎት ሕትመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ