ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ትግራይ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ናይ ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ፓድ ንምሕታም ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ከሐትም ንደሊ፡፡

ላዕላዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ንብረት ናይ ሕትመት፣ ፅ/መሳርሒን ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ መሳርሒ ህንፃ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ኮምፒተርን ተዛመድትን ኣቅሑት፣ ናይ ስፖርት ዕጥቂ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል፣ ጋቢዮን ኣቅሑት ፅሬትን ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ዝተፈላለዩ ካናቲራታት ናይ ሕትመት ስራሕትን ብግልፂ ጨረታ አወዳደሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ኣብዙይ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋውያን ነጋዶ ነዚ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ንዕድም።

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ናይ ሕትመት፣ ቲተር፣ ማህተም፣ኪሬን ክራይ፣ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ከካረን ከስርሕን ይደሊ፡፡

ኤጀንሲ ልምዓት ደኣንትን ምርግጋፅ ምግቢ ውሕስና ከተማታት ክልል ትግራይ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ንምሕታም ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክሐትም ይደሊ፡፡

ንኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል መሳርሒ ፅሕፈት፣ ናውቲ ፅሬት፣ ስራሕቲ ሕትመትን ዝኣመሰሉ ንብረታት ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንዳ መኾኒ ንዝ/የ ኣብያተ ዕዮ አገልግሎት ዝውዕሉ ናውቲ ኤሌክትሮኒክስ፣ ሕትመት፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ናውቲ ፅሬት፣ ጎማ መካይን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ናይ ማህተማት /ቲተር/ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡