ቤት ፅሕፈትን ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ኣድያቦ መሳርሒ ፅሕፈት: መሳርሒ ኤሌክትሮኒክስ፣ መሳርሒ ሕትመት፣ አቁሑት ፅሬት ፣ ኣንሶላን ፍራንሽን፣ ዕጥቂ ስፖርት: ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ማሕበርና መናእሰይ ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኣናእሽተይ መሳርሒ፣ ናይ ሕትመት መሳርሒታት ናይ መኪና ጎማን ብግልፂ ጨረታ አወዳደሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ኣብዙይ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋውያን ነጋዶ ነዚ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ንዕድም።

ኤጀንሲ ልምዓት ምምሕዳርን ኣብያቲ ክልል ትግራይ ናይ ሕትመት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ኣጉላዕ ማይ ግልጋሎት ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ላፕቶፕ፣ፕሪንተርን ዲስክቶፕን ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ነዞም ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንትጫረቱ ንዕድም።

ንኤጀንሲ ማዕድንን ኢነርጂን ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑ ሕትመት፣ ኣቅሑ ኤሌክትሮኒክስ፣ ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ኣክሰሰሪ፣ ኣቅሑ ቢሮ ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብን ክዕድግን ስለዝደሊ ብዘርፉ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም ::

ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ትግራይ ንቤት ፅሕፈታት ኣገልግሎት ዝውዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ናውቲ ፅሬት፣ኤሌክትሮኒክስ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና፣ ኣቅሑት ሕትመት፣ ተሽከርከርቲ( ሳይክል)፣ ቀወምቲ ንብረት ካልኦት በጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

አላማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ን ሆስፒታሉ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናውቲ ሕትመት ካብ ሕጋዊ ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ::

ቤት ፍርዲ ታሕታይ ቆራሮ ንቤት ፍርዲ ከተማ ሽረ እንዳስላሴን ንባዕሉ ቤት ፍርዲ ታሕታይ ቆራሮ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ናውቲ ኤሌክትሮኒክስ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ናውቲ ሕትመትን፣ ናውቲ ፈርኒቸርን/ ስራሕቲ ጣውላን/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ላዕላዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ንብረት ናይ ሕትመት መሳርሒን ጨርቃ ጨርቂን ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንሴክተራት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሕትመት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤